S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ሰማእታት ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስትያን

"ኩሎም ሰማእታት ቤተ ክርስትያን ብሓደ ወገን: ሰማእታት ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስትያን ድማ በቲ ካልእ ኣብ ሓደ ሚዛን እንተዝምዘኑ: ሚዛን ሰማእታት ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስትያን ምዛየደ" ሚዛን ሰማእታት ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስትያን ምዛየደ" ይብል ተርቱልያን ዝተባህለ ሓደ ካብቶም ቀዳሞት ኣበው ቤተ ክርስትያን።

"እዚኦም ኩላቶም ነተን ተስፋታት ኣይረኸብወንን: ግናኸ ካብ ርሑቕ ርእዮም ተሳለምወን እሞ ኣብዛ ምድሪ እዚኣ ኣጋይሽን ስደተኛታትን ምዃኖም እናተኣመኑ: ብእምነት ሞቱ" (እብራውያን 11:13)።

ንስኻኸ? ንስኺኸ?
"ነቲ ንነፍሲ ወከፍ  ብዘይ ኣድልዎ ከከም ግብሩ ዚፈርድ: ንስኻትኩም ኣቦ ኢልኩም እትጽውዕዎ ኻብ ኮንኩምሲ ኣብዚ ዘመን ግሽነትኹም ብፍርሃት ንበሩ።" (1ጴጥ 1. 17)።

Hits: 6059