S5 MP3 Player - плагин joomla
Mp3
ቅዱስ መውስቦ
Administrator
Published: 30 January 2009
Category:
ስነ ጽሑፍ
"
ብቑዕ
ኣቦ
ይተክል፡
ዘይብቑዕ
ድማ
ይነቅል።
"
ኣምላኽ
ንሰብኣይ
ኣቦ
ኹሉ
ህያው
ክኸውን
ብፍላይ
ድማ
ነቶም
ካብ
ሕቖኡ
ዝወጹ
ደቁ
ክሓሊ፡
ክናብን
ክምህርን
ዝኽእል
ብቑዕ
ተኽእሎ
ዘለዎ
ፍጥረት
ገይሩ
ፈጠሮ።
ንርእሱ
ምስሊ
ኣምላክ
ምኻኑ
ፈሊጡ
ንድቁ
ድማ
ምስ
ኣምላኽ
ምኻኖም
ዘፍልጥ
ጥራይ
ኢዩ
ብቑዕ
ኣቦ
ብዶር. ሽሞንዲ ኃይለ: መድኃኔ ዓለም ቤ/ክ ዋሺንግቶን ዲሲ
(ካብ
መጽሄት
ተዋህዶ
ቁጽሪ 5, 2006
ዝተወስደ)