S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ኣብያተ ክርስትያናትና ከም ጻውዒተን ናይ ዕረፍቲ ቦታዶ ይኾናና ኣለዋ?

እዚ ንዓና ነዞም ብዝሓለፈ ዕድሜና ብግብርና ንኣምላኽና ዘየሐጎስናዮ: ንዝተረፈ ዕድሜና ናብ ኣምላኽና ብንስሓ ቀሪብና እንተ ኣገልጊልናዮ ምሕረት ከም እንረክብ ተስፋ ይህበና

ብመም. ወልደኣብ ወ/ስላሴ ቅ. ገብርኤል ቤ/ክ. ኒው ዮርክ (ካብ መጽሄት ተዋህዶ ቁጽሪ 4, 25 ታሕሳስ 2004 ዝተወስደ)

Hits: 1582