S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ብስራት ልደት

እግዚኣብሔር ኣባና ዘለዎ ፍቕሪ'ሞ ንመልከቶ! ብመልእኽተኛ: ብጻድቕ:  ወይ ብቕዱስ ዘይኮነስ: ባዕሉ ኣምላኽ'ዩ ስጋና ለቢሱ በጃ ኪኾነና ዝመጸ። "ስለዚ ኣቱም ኣሕዋተይ ኣምላኽ ከምዚ ገይሩ ካብ ኣፍቀረና ንሕናውን ንሓድሕድና ክንፋቐር ይግብኣና እዩ።"
ብመልኣከ ገነት ቀሺ ዮሃንስ ነጋሲ ቅ. ማርያም ቤ/ክ ቺካጎ
(ካብ መጽሄት ተዋህዶ ቁጽሪ 4, 25 ታሕሳስ 2004, ዝተወስደ)
Hits: 2410