Administrator
Published: 08 January 2009
እግዚኣብሔር ባዕሉ ትእምርቲ ክህበኩም እዩ:: ድንግል ክትጠንስ እያ: ወዲ’ውን ክትወልድ እያ ስሙ ድማ ኣማኑኤል ኢላ ክትሰምዮ እያ:: (ኢሳ 7:14).