S5 MP3 Player - плагин joomla
Mp3
ብስራት ልደት
Administrator
Published: 04 January 2009
Category:
ስነ ጽሑፍ
ብስራት ልደት
እግዚኣብሔር ኣባና
ዘለዎ ፍቕሪ'ሞ ንመልከቶ! ብመልእኽተኛ: ብጻድቕ:
ወይ ብቕዱስ
ዘይኮነስ:
ባዕሉ
ኣምላኽ'ዩ ስጋና
ለቢሱ
በጃ
ኪኾነና ዝመጸ። "ስለዚ ኣቱም ኣሕዋተይ ኣምላኽ
ከምዚ
ገይሩ
ካብ ኣፍቀረና ንሕናውን ንሓድሕድና ክንፋቐር ይግብኣና እዩ።"
ብመልኣከ
ገነት
ቀሺ
ዮሃንስ
ነጋሲ ቅ.
ማርያም
ቤ/ክ
ቺካጎ
(ካብ
መጽሄት
ተዋህዶ
ቁጽሪ 4, 25 ታሕሳስ 2004,
ዝተወስደ)
READ MORE...