S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ዶግማ- ትምህርቲ መሠረተ-እምነት: ጸሎተ ኃይማኖት (1ይ ክፋል)

መንፈሳዊ ሰሚናር
ዶግማ- ትምህርቲ መሠረተ-እምነት
ጸሎተ ኃይማኖት (1ይ ክፋል)
Church Doctrine - The Creed (Part I)
ብቀሺ ዲበክሉ ላይነን
ዲ. ቴድሮስ ተስፋይን
ቤ/ክ ቅድስት ማርያም ኦ.ተ.ቤ/ክ ኤርትራ ኣብ በይ ኤርያ ካሊፎርንያ
ሕዳር 16/2008
ትሕዝቶ ሰሚናር

ሰሚናር ንምድላው ዝተወከስናሎም መጻሕፍቲ

መእተዊ

ጸሎተ ኃይማኖት (The Creed)

1ይ. ብሓቂ ብሓደ ኣምላኽ ንኣምን

ብኣብ ወልድን መንፈስ ቅዱስን፡ ብሓደ ኣምላኽ፡ ንኣምን።

ንኹሉ ፍጥረት ዝመልኽ ኣምላኽ ኢና ንኣምን

በቲ ሰማይን ምድርን ዝፈጠረ ኣምላኽ ንኣምን

ብሓደ ጎይታ ብኢየሱስ ክርስቶስ ንኣምን

“ኢየሱስ” ማለት መድሓኒ ማለት እዩ። ደቂ ሰብ እንድሕነሉ ካልእ ስም ኣብ ምድሪ ኣይተዋህበን።

ጎይታ ኢየሱስ ክርስቶስ፡ እቲ ሓደ ወዱ ንኣምላኽ

ብጎይታ ኢየሱስ ክርስቶስ ምእማን፡ መሠረት እምነት ክርስትና እዩ።

ቅድሚ ኩሉ ዘመናት  (ዘህልው ምስሌሁ እምቅድመ ይትፈጠር ዓለም)

ብርሃን ካብ ብርሃን (ብርሃን ዘእምብርሃን)

ሓቀኛ ኣምላኽ ካብ ሓቀኛ ኣምላኽ (ኣምላክ ዘእምኣምላክ ዘበኣማን)

ዝተወልደ እምበር ዘይተፈጥረ (ዘተወልደ ወኣኮ ዘኢተገብረ)

            ይቕጽል….

“ኣብ ቤት እግዚኣብሔር ማለት ኣብታ ናይ ሓቂ ዓንድን መሰረትን ዝኾነት ቤተክርስትያን ህያው ኣምላኽ፡ ከመይ ጌርና ክንነብር ከም ዝግብኣና ክትፈልጥ ጽሒፈልካ ኣሎኹ።” (1ይ ጢሞ 3፡15) መልእኽቲ ጳውሎስ ናብ ብመንፈስ ወዱ ዝኾነ ጢሞቴዎስ።

ንብፁእ ውቅዱስ ሣልሳይ ፓትርያርክ ኣቡነ እንጦንዮስ ብጥዕናን ሰላምን ይሓልወልና! ንቤተክርስትያንናን ሃገርናን ድማ ሰላሙ ይሃብ።

    ክፉት መድረኽ ንሕቶን ርእይቶን

Hits: 4875