Administrator
Published: 02 April 2015
ገለ ሰባት ክብሪ ይደልዩ'ሞ ኣይረኽቡን፣ ብሰባት ዓበይቲ ክበሃሉ ይብህጉ'ሞ ኣይኮነሎምን። እዚ ዝኮነሉ ምኽንያት ድማ ንክርስቶስ ብልቦም ስለ ዘይተቐበሉ እዮም። ኣብዚ ናይ ሎሚ ታሪክ ግና እታ ዝተናዕቀት ኣድጊ ንጎይታ ስለዝተቐበለት፣ ንርእሳ ኣብቲ ዝተነጽፈ ጨርቂ ክትረግጽ፣ ቆጽሊ-ስየ ተወንዚፋ ክትከብር ርኢናያ More...