S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፣ ሕጋዊ ፍቓድ ረኺባ

ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፣ ብሓላፍነትን ዋንነትን ሃገረ ስብከት ሰሜን ኣመሪካ ንኽትሕተም ካብ ሕቡራት ሃገራት ኣመሪካ ሕጋዊ ፍቓድ ረኺባ። እዚ፣ ንኹለን ኃይማኖታት ዝውሃብ መሰል'ውን እዩ

ታሪኻዊት ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን ዳግማይ ትንሣኤ ረኺባስ እንሆ ንኻልኣይ ግዜ ክትሕተም ኣብ ምቅርራብ ትርከብ። በዚ መሰረት፣ ዝግባእ ዝርጋሐ ረኺባ ናብ ኣመንቲ ክትበጽሕ ምእንቲ ምትሕብባር ደቂ-ቤተ ክርስቲያን ከይፍለያ ሓደራ ንብል።

 

ሃገረ ስብከት ሰሜን ኣሜርካ

ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተክርስትያን ኤርትራ

Hits: 2583