S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ታሪኽ ህይወት ነፍሰ-ሄር መምህር ዓንደብርሃን ገ/ማርያም

መምህር ዓንደብርሃን ገ/ማርያም ኣብ ቤተ ክርስትያን ተዋህዶ ዘበርከትዎ መንፈሳዊ ኣገልግሎት ብሓቂ መዘና ኣልቦ እዩ:: ናይ እምነት ጅግና መንፈሳዊ ኣቦ ምንባሮም ድማ እቲ ብእምነት ዝተወረቐ ታሪኽ ህይወቶም ይምስክር:: ንዝያዳ ንባብ ኣብዚ ተወከስ

 

Hits: 1826