Administrator
Published: 09 March 2009
ነፍሰ-ሄር መምህር ዓንደብርሃን ገ/ማርያም ካብቶም "መናፍቕ" ኢኻ ተባሂሎም ካብ ቤተ ክርስትያን ብ"ሰብ ጊዜ" ዝተሰጉ ውሉደ ክህነት ተዋህዶ ሓደ እዮም:: ንሶም ንቤተ ክርስትያን ተዋህዶ ዝወፈይዎ ኣገልግሎት መዘና ኣልቦ እዩ:: ክቡራት ኣንበብቲ: ንሶም ዝጸሓፍዎ ደብዳቤ ንምንባብ ኣብዚ ተወከሱ