S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ሓበሬታ ንተመሃሮ ሥነ መለኮት ተዋሕዶ

 ሰላመ እግዚኣብሔር ምሳኻትኩም ክኸውን ንምነ።

እዚ ሒዝናዮ ዘለና ናይ ትምህርቲ ግዜ፥ ኣብዚ ወርሒ እዚ ክዛዘም ምዃኑ ንሕብር። ፈተና ዝወሃበሉ እዋን ካብ 15 ጥሪ ክሳብ - 30 ጥሪ 2021 እዩ። በዚ መሠረት፥ ኩልኹም ተመሃሮ ኣብ መርበብ ሓበሬታ https://tewahdotheology.org ኣቲኹም ዘድሊ ቅጽዕታት ኣማሊእኩም ክትምዝገቡ ብመንፈሳዊ ኣኽብሮት ንሕብር። 

ምዝገባን መምርሕን ትምህርቲ 2021 ዓ.ም

ምዝገባ ዝጅመረሉ ዕለት፥ ካብ 15 ጥሪ ክሳብ  15 የካቲት 2021 ክትምዝገቡ ብኽብሪ ንዕድም።

ትምህርቲ ዝጅመረሉ ዕለት፥  1 የካቲት 2021 ዓ.ም።

ዓይነት ዝወሃብ ትምህርቲ።

1. ትምህርቲ ስርዓተ ቤተክርስቲያን - Ritual Theology

2. ሃይማኖተ ኣበው - Patrology

3. ሓድሽ ኪዳን - 2 ክፋል - New Testament -II

 

Hits: 1232