S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ካብ ሕቶታትኩም

ብመጀመርያ ሰላምታ የቐድም፣ ብምቕጻል ድማ ነዘን ሕቶታተይ ክትምሉሱለይ ብትሕትና እሓትት።

1. “ኣብ የማን ኣቦ ኮይኑ ስሌና የማልድ” ማለት እንታይ ማለት እዩ?

2. “መጋረጃ ቤት መቕደስ ኣብ ክልተ ተተርተረማለትከ? ቀንዲ ትርጉሙን ታሪኹን ኣስፍሕ ኣቢልኩም ክትገልጹለይ ብትሕትና እሓትት።

እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልና ኣብ ዓለም ድማ ሰላም የውርደልና። ኣሜን።

የቐንየለይ!

ተኪኤ
Hits: 3687