S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

2021 ዓመታዊ ጉባኤ ሥልጠና ካህናትን ዲያቆናትን መንበረ ጵጵስና ሃገረ ስብከት ሰሜን ኣሜሪካ

ዓመታዊ ርክበ ካህናት መንበረ ጵጵስና ሰሜን ኣሜርካ፡ ሎሚ ዓመት'ውን ንመበል 9ይ ዓመት ንሠለስተ መዓልታት ክካየድ እዩ። እቲ ካብ ረቡዕ 3 መጋቢት ክሳብ ዓርቢ 5 መጋቢት (March 3-5) 2021 ዓ.ም.ፈ ብናይ ርሕቀት መስመር ክካየድ እዩ። ኣብዚ መደብ ክትሳተፉ እትደልዩ ውሉደ ክህነት፥ ኣብዚ መመዝገቢ'ዚ [Form] ብምጥዋቕ ክትምዝገቡ ነዘኻኽር።

ጉባኤ ዝካየደሉ ዕለት፥ 3 መጋቢት ክሳብ ዓርቢ 5 መጋቢት 2021ት ዓ.ም.ፈ

ኩሉ ኣቆጻጽራ ሰዓት  ብምብራቓዊ ዞባ ኣሜርካ እዩ (New York Time)።

5፡00 - 6፡30 ምሸት - 1ይ መደብ ትምህርቲ- ብኣቡነ መቃርዮስ

6፡30 - 8፡00 ምሸት - 2ይ መደብ ትምህርቲ

8፡00 - 9፡00 ምሸት - ዕረፍትን ድራርን

9፡00 - 10፡30 ምሸት - 2ይ መደብ ትምህርቲ


Join Zoom Meeting: https://us02web.zoom.us/j/84882103945

One tap mobile: 13017158592,,84882103945#

ይትባረክ እግዚኣብሔር ኣምላከ-ኣበዊነ!

መንበረ ጵጵስና ሃገረ ስብከት ሰሜን ኣሜሪካ

Hits: 1432