S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ዓመታዊ ጉባኤ ቤተ ክርስቲያን 2017 - Conference 2017

መበል 19 ዓመታዊ ጉባኤ ብሰላም ተዛዚሙ !

ሓቀኛ ልባዊ ጣዕሳን ለውጥን'ዩ እቲ መገዲ ሕውየት ! 

ገለ ካብቶም ኣብ መበል 19 ጉባኤ ቤተ ክርስትያን ተዋህዶ ዝተዋህቡ...

መበል 19 ዓመታዊ ጉባኤ መንበረ ጵጵስና ሰሜን ኣሜርካ ኣብ ቤተ ክርስቲያን ቅዱስ ሚካኤል ከተማ ሻርሎት ኖርዝ ካሮላይና ክካየድ እዩ። ጉባኤ ዝካየደሉ ካብ 20 ክሳብ 23 ሓምለ 2017 (July 20 to July 23, 2017) እዩ። ምእመናን ህዝበ ክርስቲያን ነበርቲ ሰሜን ኣሜሪካን ካናዳን ናይ ስራሕ ዕረፍትኹምን ናይ መገሻ መደባትኩምን ኣብ ቤተ ክርስቲያን ቅዱስ ሚካኤል ሻርሎት ኖርዝ ካሮላይና ከተሕልፍዎ ብስም ቅድስት ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ ብኣኽብሮት ንዕድም።


መሪሕ ጥቕሲ

“ኣነ ዝሓስበልኩም ዘሎኹ ሓሳብ እፈልጦ እየ፥ መፈጸምታን ተስፋን ክህበኩምሲ፥ ሓሳብ ደሓን እምበር፥ ክፉእ ሓሳብ የብለይን፥ ይብል እግዚኣብሔር! “(ትንቢት ኤርምያስ 29፡11)


ዕለተ ጉባኤ /Conference Date:-

July 20 to July 23, 2017

ካብ ሓሙስ 20 ክሳብ 23 ሓምለ 2017


ጉባኤ ዝካየደሉ ቦታ - Conference Venue:-

Saint Nektarios Greek Orthodox Church

5108 Kuykendall Rd, Charlotte, NC 28270


ሓበሬታ ሆቴል - Hotel Information

Fairfield Inn & Suites by Marriott Charlotte Matthews

Address: 8540 E Independence Blvd, Charlotte, NC 28227

Phone: (980) 245-9200

Reservation deadline: July 7, 2017

Website

The discount code is“Saint Michael Eritrean Orthodox Church”

Best Western Plus Hotel

Address: 2501 Sardis Rd N, Charlotte, NC 28227

Phone: (704) 845-2810

Rate: $85 per night + tax for double bed

The discount code is“Saint Michael Eritrean Orthodox Church”

Reservation deadline: July 7, 2017

Website

Holiday Inn Express & Suites 

Address: 9420 East Independence Blvd. Matthews, North Carolina 28105 

Phone: (704) 443-3080 or (704) 443-3100

Rate: $85 per night + tax for double bed

The discount code is“Saint Michael Eritrean Orthodox Church”

Reservation deadline: July 7, 2017

Website

Quality Inn & Suites Matthew

Address: 13470 East Independence Blvd., Matthews, NC, 28105, US

Phone: (704) 821-6735

Rate: $85 per night + tax for double bed

The discount code is“Saint Michael Eritrean Orthodox Church”

Reservation deadline: July 7, 2017

Website


ሓበሬታ ምስ እትደልዩ ነዞም ዝስዕቡ ሰባት ተወከሱ

  1. ንሆቴል ዝምልከት ሓበሬታ: ኣማኑኤል (980) 339-9130
  2. ንመጎዓዝያ ዝምልከት ሓበሬታ: ኣብርሃም (704) 451-2961
  3. ንካህናትን ዲያቆናትን ዝምልከት ሓበሬታ: ቀሲስ ሓለፎም (980) 202-9789

ትሕዝቶ (ዝርዝር) መደብ - Program Detail

መዓልታዊ መደብ (ካብ ሓሙስ 20 ሓምለ 2017 ክሳብ ቀዳም 22 ሓምለ 2017)

ሓሙስ 20 ሓምለ 2017

መራሕ መደብ ዲ.ብርሃነ

7፡00 - 8፡00 ጸሎተ ነግህ

8፡00 - 9፡00 ቁርሲ

9፡00 - 10፡00 ትምህርቲ ባህርያት ሰብኣይን ሰበይትን - ቀሺ ገብረሚካኤል

10፡00 - 10፡30 መዝሙር ብካህናት

10፡30 - 11፡15 መወከሲ እምነት ተዋሕዶ - ብቀሺ ተስፋዓለም

11፡15 - 12፡00 ስብከት፡ 1ይ ክፋል - ሓሳብ ኣምላኽ ንዓና(ንሕዝቡ) ሠናይ እዩ - ብቀሺ አፈወርቂ

12፡00 - 2፡00 ምሳሕን ዕረፍትን

መራሕ መደብ ቀሺ ማርቆስ

2፡00 - 2:45 ሰሚናር 1ይ ክፋል- ትውፊት - ብድያ ዑቕበ

2፡45- 3፡15 መዝሙር ብመዘመራን

3፡15 - 4፡00 ድሕነት ብመንጽር ኦርቶዶክስ - ብድያ ፀሓየ

4፡00- 4፡45 ኣጠቓቕማ መጽሓፍ ቅዱስ - sola scriptura versus the orthodox way - ብቀሺ ቴድሮስ

4፡45- 5፡15 መዝሙር ብመዘመራን

5፡15 - 6፡00 ስብከት፡ 2ይ ክፋል - መደብ ኣምላኽ ንዓና ክንፈሪ እዩ - ብዲያ ኤፍሬም

6፡00 - 6፡15 ምህለላ ስለ እዋናዊ ኩነታት ሃገርናን ቤተ ክርስቲያንናን

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

ዓርቢ 21 ሓምለ 2017

መራሕ መደብ ቀሺ ተስፋልደት

7፡00 - 8፡00 ጸሎተ ነግህ

8፡00 - 9፡00 ትምህርቲ ብዛዕባ ሕማም ሽኮር - ብዲያ ብርሃነ

9፡00 - 9፡45 40 ዓመት ኣገልግልት ክህነት - ብቆሞስ ተኸስተ

9፡45 - 10፡15 መዝሙር ብካህናት

10፡15 - 11፡00 ሕይወት ቅዱሳንን ኣማላድነቶምን - ብቀሺ ማርቆስ

11፡00 - 12፡00 ስብከት፡ 3ይ ክፋል - ንስኻትኩም ግና እቲ ቤት ኣምላኽ እትሠርሕሉ ግዜ ገና እዩ በልኩም ሃጌ 1፡2 - ብቀሺ ብርሃነ

12፡00 - 2፡00 ምሳሕን ዕረፍትን

መራሕ መደብ ቀሺ ዳዊት

2፡00 - 2፡45 ሰሚናር 2ይ ክፋል - ምልላይ ሓቀኛ መንፈስ -  ብዲያ ኢሳያስ

2፡45 - 3፡15 መዝሙር ብመዘመራን

3፡15 - 4፡00 ታሪኽ ኦርቶዶክሳ ተዋሕዶ በተክርስቲያን - ብኣቶ ሰመረ ተስፋሚካኤል

4፡00 - 4፡45 ኦርቶዶክሳዊ ሕይወት - ብቀሺ ኣትናቴዎስ

4፡45 - 5፡15 መዝሙር ብመዘመራን

5፡15 - 6፡00 ስብከት፡ 4ይ ክፋል - ብልብኹም መንገድኹም ሕሰቡ እሞ ተመለሱ - ብድያ ገረዝግሔር

6፡00 - 6፡15 ምህለላ ስለ እዋናዊ ኩነታት ሃገርናን ቤተ ክርስቲያንናን

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

ቀዳም 22 ሓምለ 2017

መራሕ መደብ ቀሺ ኣፈወርቂ

7፡00-8፡00 ጸሎተ ነግህ

8፡00-9፡00 ቁርሲ

9:00፡9፡45 ስብከት፡ 5ይ ክፋል-ናብ ኣኽራን ደይቡ ዕንጨይቲ ኣምጽኡ ነታ ቤት ድማ ሥርሕዋ ሃጌ 1፡8 - ብቀሺ ወልደትንሳኤ

9፡45- 10፡30 ክርስትያናዊ ቤተሰብ - ብው/ሮ ሳባ ብርሃነ

10፡30 - 11፡00 መዝሙር ብካህናት

11፡00-12፡00 ፍሉይ ትምህርቲ ብብፁዕ ኣቡነ መቃርዮስ 

12፡00 - 2፡00 ምሳሕን ዕረፍትን

መራሕ መደብ ቀሺ ቴድሮስ

2፡00 - 3፡00 ሰሚናር 3ይ ክፋል - መሠረተ እምነት ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ - ብቀሺ ኣትናቴዎስ

3፡00 - 3፡30 መዝሙር ብመዘመራን

3፡30 - 5፡00 መልእኽቲ ን/ሃገረ ስብከት:

1ይ ክፋል፡ካብ ፈጻሚት ሽማግለ ጉባኤ ካህናት

2ይ ክፋል፧ ካብ ምምሕዳር ቦርድ

5፡00 – 5፡45 መጠቓለሊ ስብከት፡ 6ይ ክፋል- ኣነ ክኸብር እየ፡ክብሪ እታ ቤት ካብ ክብሪ እታ ቀዳመይቲ ቤት ክበልጽ እዩ - ብቀሺ ኣስመሮም

5፡45 – 6፡10 ዝኽሪ ዕለት ልደት መበል 90 ዓመት እቡነ እንጦንዮስ

6፡10 - 6፡25 ምህለላ ስለ እዋናዊ ኩነታት ሃገርናን ቤተ ክርስቲያንናን



ሰንበት 23 ሓምለ 2017

6፡30 – 12፡00 ቅዳሴ


ዝሓለፉ ዓመታዊ ጉባኤታት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ - Previous Conferences

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

Hits: 6775