www.tewahdo.org

 
  • Increase font size
  • Default font size
  • Decrease font size
Home ትግርኛ ሃገረ ስብከት ዓመታዊ ጉባኤ
ሃገረ ስብከት

መልእኽቲ 3ይ ፓትርያርክ ቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮስ

E-mail Print

በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን።

ናብ ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ምእመናን ደቂ ቅድስት ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ጉባኤኛታት ሃገረ ስብከት ሰሜን ኣሜሪካን ከናዳን።
Read more...
 

መሪሕ ጥቕሲ መበል 12 ዓመታዊ ጉባኤ፡ ሃገረ ስብከት ሰሜን ኣመሪካ

E-mail Print
መእተዊ

“...ኣምላኽ ሰማይ ከቕንዓልና እዩ እሞ፡ ንሕና ባሮቱ ተንሲእና ኽንዓዪ ኢና” (ነህ 220)

Read more...
   

መበል 12 ዓመታዊ ጉባኤ መንበረ ጵጵስና ሰሜን ኣሜሪካ

E-mail Print

መበል 12 ዓመታዊ ጉባኤ መንበረ ጵጵስና ሰሜን ኣሜሪካ ‘’ኣምላኽ ሰማይ ከቕንዓልና እዩ እሞ፥ ንሕና ባሮቱ ተንሲእና ክንዓዪ ኢና’’ (ነህ 2፡20) ብዝብል መሪሕ ጥቕሲ ተሰንዩ ኣብ ዓባይ ከተማ ኒው-ዮርክ ብኽብሪ ክበዓል ከም ዝኾነ ቅድሚ ሕጂ ብወግዒ ተኣዊጁ እዩ። በዚ መሠረት ከምቲ ኩሉ ጊዜ ዓመት መጸ ክካየድ ዝጸንሐ፡ ናይ ሎሚ ዘመን ዓመታዊ ጉባኤውን ኣመንቲ ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ካብ ኩለን ክፍለ-

Read more...
 

ዑደት ዘይሕጋዊ ፓትርያርክ ኣባ ዲዮስቆሮስ

E-mail Print
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ። ኣሜን።
ክርስቶስ ተንሥኣ እሙታን ኣማን ተንሥኣ።
መንበረ ጵጵስና ሃገረ ስብከት ሰሜን ኣሜሪካ፡ ንኹሉ ምእመን ርሑስን ብሩኽን በዓል ትንሣኤ ክርስቶስ ክኾነሎም ሠናይ ትሚኒቱ ምስናይ ጸሎት ይገልጽ።
Read more...
 
  • «
  •  Start 
  •  Prev 
  •  1 
  •  2 
  •  3 
  •  4 
  •  5 
  •  6 
  •  7 
  •  Next 
  •  End 
  • »


Page 1 of 7

በዚ ጸሓፉልና

መልእኽትኩም ኣብዚ ጸሓፉ






ሓድሽ ኪዳን መጽሓፍ ቅዱስ ትግርኛ ንምስማዕ ኣብዚ ዝስዕብ ጠውቕ

ሓድሽ ኪዳን መጽሓፍ ቅዱስ ትግርኛ ስምዑ