S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

በዚ ጊዜ እዚ ስቕ እንተ በልክስ፡ ንኣይሁድ፡ ሓገዝን ሓራን ካብ ካልእ ቦታ ኺመጽእ እዩ፡ ንስኽን ቤት ኣቦኽን ግና ክትጠፍኡ ኢኹም” (ኣስ 414)

ኣብ ዘመን ንጉስ ኣሓሽዌሮስ፡ ሓደ ሃማን ዝበሃል በዓል ስልጣን፡ ንህዝቢ ኣምላኽ ከጽንት ዝፍትን መምርሒ ኣውጺኡ (ኣስ 38-9)። እዚ ዕላማ እግዚእብሄር ዘይፈልጥ ድኹም ሰብ፡ እቲ በዓል ዕላማ እግዚኣብሄር ነቶም ድኹማት እዮም ዝበሎም ዓሌት ኣስቴርን ማርዶካይን ከም ዝጣበቐሎም ዘስተውዕል ኣእምሮ ኣይነበሮን። ጨሪሱ ንምጥፋኦም ድማ ተላዕለ። ግናኸ እቲ ንህዝቡ ዝጣበቕ ኣምላኽ፡ ብቕጽበት ዓይኒ ንህዝቡ ምድሓን ኰነሎም። ምኽሪ ሃማን ድማ ከንቱ ኰይኑ ተረፈ፡ እኳ ደኣ እቲ ጥፍኣትን ምጽናትን ናብኡን ናብ ቤቱን ተገልበጠ። እምበኣር ኣብ ዘመንና’ውን ኣምላኽ ንህዝቡ ዝጣበቕን ዘናግፍን ምዃኑ ፈሊጥና ከምቲ ኣስቴር፡ ማርዶካይን ህዝቡን ሓገዝ ካብ ኣምላኽ እተጸበዩ፡ ንሕና’ውን ንእግዚኣብሄር ክንጽበዮ ይግባእ። (2ዜና 2015 2ዜና 327-8 ኣስ 71-10)

ኣስተንትን

1. ከምቲ እግዚኣብሄር ንሓለዋኻ ዘይታኸስ ድያብሎስ እውን ንጥፍኣትና ከይተታኸሰ ከም ዝሓድር ተስተውዕል’ዶ፧

2. ምድሓን ህዝብኻ ብኸመይ ትጸባበ፧

3. ንምድሓን ህዝብኻ ብጸሎት ትነቅሕ’ዶ፧

ጐይታ ኵሉ ጊዜ ንምኽሪ ጸላእትና ከነፍርስ ወርትግ እቲ ዘንቅሕ መንፈሱ ከዕዝዘልና ናብ እግዚኣብሔር ንጸሊ።

ይትባረክ እግዚኣብሔር ኣምላከ ኣበዊነ።

መ.ህ.

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div