S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

እቲ እተገብረልካ ውዕለት

ንሳቶም ከኣ ተሓሪድካስ ብደምካ ካብ ብዘሎ ዓሌታትን ቋንቋታትን ህዝብን ኣህዛብን ንኣምላኽ ዝኾኑ ሰባት ዓዲግካሉ ኢኻ” (ራእ 59)

ኣምላኽ ንሰብ ክፈጥሮ ከሎ ምስኡ ሕብረት ከም ዝህልዎ ገይሩ እዩ ፈጢርዎ። ግናኸ ብምኽንያት ዘይምእዛዝ ናይ ኣዳም፡ ሰብ ምስ ኣምላኽ ዝነበሮ ሕብረት ሰኣኖ። ስለዚ ከኣ፡ ድሕሪ ውድቀት፡ ደቂ እስራኤል ምስ እግዚኣብሄር ክዕረቑን ንሓጢኣቶም ስርየት ክረኽቡን ምእንቲ ደም እንስሳታት የድልዮም ነበረ። ነዚ ድማ ቀጻሊ ክገብርዎ ነበሮም። ሰብ ካብ ኣምላኽ ዓልዩ ክነብር ፍቓድ ኣምላኽ ስለ ዘይነበረ ግና እግዚኣብሄር ኣቦ ነቲ ዘፍቅሮ ሓደ ወዱ ናብዚ ምድሪ ብምልኣኽ ሓጢኣትና ንምድምሳስ ህያው መስዋእቲ ክኸውን በጃ ሃቦ። እዚ ዝኾነሉ ድማ ስርየት ሓጢኣት ብዘይ ምፍሳስ ደም ስለ ዘይከውን እዩ (እብ 922) በቲ ዝፈሰሰ ደም ክርስቶስ ድማ፡ ኵሎም ደቂ ኣዳም ንምድሓኖም ዝኸውን ሕድገት ሓጢኣት ክረኽቡ ኣፍደገ ተኸፍተሎም። እዚ ኣበርን ርኽሰትን ዘይብሉ ደም ንዘለኣለም እንኮ ምድሓን ዘውህብ ህያው ኮይኑ ጸኒዑ ዝነብር እዩ። (እብ 914 1ዮሃ 17 እብ726-27)

ኣስተንትን

1. እቲ እተገብረልካ ውዕለት፡ ንሰባት ትነግር'ዶ ፧

2. ናብ እግዚኣብሄር ኣቦ ንምቕራብን ንምትዕራቕን ደም ኢየሱስ ማዕረ ክንደይ ተራ ኣለዎ፧

ጸሎት፡- ስለቲ ንምድሓንና እተዋህበ ኢየሱስ ክርስቶስ ንኣምላኽ ነመስግን።

ይትባረክ እግዚኣብሔር ኣምላከ ኣበዊነ።

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div