S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስቲያን ኤርትራ፤ ብውሽጢ ከቢድ ነውጽን ምፍልላይን፡ ብግዳም ድማ ተነጽሎ ካብ ኣድማሳዊ ማሕበር ኣብያተ ክርስቲያናትን ካብ ኣሓት ኦርቶዶክሳውያን ኦርየንታል ኣብያተ ክርስቲያናት ኣጋጢምዋ ትርከብ። ጠንቂ ናይዚ ፍጻመ እዝን ካልእን ዝድህስስ መጽናዕታዊ ጽሑፍ በኸምዚ ዝስዕብ ኣገባብ ናብ ህዝቢ ቀሪቡ ኣሎ

1. ተልእኾ ቤተክርስቲያን እንታይ እዩ? ቤተክርስቲያን ተልእኾኣ እንተዘይፈጸመት ኣብ ህዝብን ሃገርን እንታይ ጉድኣት ይበጽሕ?

2. ኩነታት ኤርትራዊት ቤተክርስቲያን ተዋሕዶ ቅድምን ድሕሪ ነጻነትን እንታይ ይመስል?

3. ምስ ነጻነት ሃገርና ምምሕዳራዊ ነጻነት ረኺባ ንትንሣኤ እተማዕዱ ዝነበረት ቤተክርስቲያን ተዋሕዶ ብኸመይ ናብዚ ሕጂ ኣትያቶ ዘላ ደልሃመት ወደቐት?

4. ኣብ መፋርቕ 2005 ኣብ ልዕሊ ቤተክርስቲያን ተዋሕዶ ዝተፈጸመ ማንም ዘይተጸበዮ ሓደጋ ዘኸተሎ ዕንወት እንታይ ይመስል?

5. ካብዚ ቤተክርስቲያን ተዋሕዶ ኣትያቶ ዘላ ናይ ውድቀት መገዲ ብኸመይ ኪትወጽእ ትኽእል?

6. መዛዘምን ለበዋን ንውሉደ ክህነት፡ ምእመናንን ንኡስ ወለዶን ዝብሉ ኣገደስቲ ኣርእስቲ ይርከብዎ። ነቲ መጽናዕታዊ ጽሑፍ ንምንባብ ኣብዚ ጠውቕ, PDF, 1.36 MB.

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div