S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

መንግስቲ ኣሜርካ ብሰሉስ 20 ጥሪ 2015 .. ኣብ ዘውጽኦ መግለጺመንግስቲ ኤርትራ ንፓትርያርክ ንጦንዮስ ብዘይውዓል ሕደር ክፈትሖም ጸዊዑ ኣሎ። መንግስቲ ኤርትራ፥ ንኣቡነ ንጦንዮስ ብዓመጽ ካብ ስልጣኖም ኣውሪዱ ናይ ገዛ ሕዩር ካብ ዝገብሮም

ድሮ 8 ዓመታት ብዘይ ፍርዲ ከምዝገበሩ ድሕሪ ምጥቃስ ነቲ ዓመጽ ብጽኑዕ ከምዝኹንኖ ኣብቲ መግለጺ ሰፊሩ ይርከብ። ፓትርያርክ ንጦንዮስ ብሕማም ሽኮርያ ከምዝሳቐዩን ኩነታት ጥዕንኦም እናበኣሰ ይኸይድ ስለዘሎ ከምሻቐሎን እቲ መግለጺ ብተወሳኺ ይሕብር።

እቲ መግለጺ ሃይማኖታዊ ናጽነት መሰረታዊ ህያብ ደቂ-ሰባት እዃ እንተኾነ፥ ህዝቢ ኤርትራ ነዞም መሰላት እዚኣቶምን ካብ ዝስእኖም ግና ልዕሊ 20 ዓመታት ኮይኑ ኣሎ ይብል ። ምሉእ ትሕዝቶ ናይቲ መግለጺ ንምንባብ ኣብዚ ተወከስ።

 መንበረ ጵጵስና ሰሜን ኣሜርካ ተደጋጋሚ ተመሳሳሊ መጸዋዕታ ናብ መንግስቲ ኤርትራ ከቕርብ እኳ እንተጸንሐ: ክሳብ ሕጂ ክሰምዕ ዝኽእል ኣካል ግና ኣይተረኽበን። 

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div