S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ኵሉ እንገብሮ ብመንጽር እቲ ኣብ ኣምላኽ ዘሎና እምንቶ ይኹን

“ባርያ ኰነ ጭዋ ኰነ፡ ነፍሲ ወከፍ ሰናይ ዝገበረ ካብ ጐይታ ከም ዝቕበሎ፡ ፍለጡ።” (ኤፌ 6፡8)

ኣብ ኣባይትና ኮነ ኣብ ናይ ስራሕ ቦታና ንዘለዉ ሰራሕተኛታት ከምቲ ኣምላኽ ዝደልዮ መለክዒ፡ ኣብ ልዕሌና'ውን ጐይታ ከም ዘለና እናሓሰብና፡ ግቡኦም እንገብረሎም ክንደይ ኢና፧ ምኽንያቱ ኣብ ሞንጐ ጐይታን ግዙእን ሚዛኑ ዝሓለወ ርክብ ክህሉ ቃል ኣምላኽ ይእዝዘና እዩ። እቶም ጐይቶት ነቶም ኣብ ትሕቲኦም ዘለዉ ግዙኣት በቲ ዘለዎም ስእነት ከይነዓቝ ከምቲ ክርስቶስ ዝተቐበሎም እቲ ዝግባእ ድንጋጸ፡ ሓልዮትን ፍቕርን ከርእይዎም ይግባእ። ንኣብነት ኣብ ደሞዝ፡ ዕረፍቲ ወዘተ። እቶም ግዙኣትዉውን ብዘይ ምትህልላኽን ምትራኽን ትህኪትን ንጐይተቶም ብሓጐስ ዝግዝኡን ዝእዘዙን ክኾኑ ይግባእ። (1ጢሞ 6፡1፣ ኤፌ 6፡5-9፣ ቲቶ 2፡9)

ኣስተንትን

1. ብዛዕባ እቶም ኣብቲ ዘሎካ ትካል ዝዓዩ ግዙኣት ስጋውን መንፈሳውን ናብራ እንታይ ትሓስብ፧ (ደሞዝ፡ ዕረፍቲ፡ ጸሎት፡ ቃል ኣምላኽ ምንባብ)

2. ኣስራሒ እንተ ዄንካ ንግዙኣትካ ከመይ ትርእዮም፧

3. ግዙእ እንተ ዄንካ ንጐይታኻ ከመይ ትርእዮ፧

ኵሉ እንገብሮ ብመንጽር እቲ ኣብ ኣምላኽ ዘሎና ቦታ ምዃኑ ምእንቲ ክንሓስብ ጐይታ ክረድኣና ናብ እግዚኣብሄር ንጸሊ።

ይትባረክ እግዚኣብሔር ኣምላከ ኣበዊነ።

መህ 

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div