www.tewahdo.org

 
  • Increase font size
  • Default font size
  • Decrease font size

ሃገር ክብረት’ዩ፥ ሃይማኖት ግና ሕይወት እዩ (1ይ ክፋል)

ሃገር ክበሃል ከሎ ናይ ሓደ ቦታ ጂኦግራፊያዊ ኣቀማምጣኡ፥ ሩባን ኩርባን፥ ጎላጉልን ስንጭሮን  ኣዝርእትን እንስሳታትን ባሕርን ኵነታት ኣየርን ወዘተ

Read more...
 

ገዳማት ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ

ኣብ ኤርትራ 22 ጥንታውያን ገዳማት ኦርቶዶክስ ከምዘለዉ ይፍለጥ። ንኹሎም በብሓደ ታሪኾምን መሰረቶምን ኣብ ክርስትና ኮነ ኣብ ሃገር ዘበርከትዎ ዕዙዝ ተራ ብዝርዝር ጊዜ ዓዲግና ከነቕርቦ ኢና። ንሎሚ ግና ሕጽር ዝበለ ዛንታ ናይ 13 ገዳማት እንሆ

Read more...
 

ጾም

ኣምላኽ ምእንቲ ኪሕልወና ኢልና ጾምናን ጸሌናን ንሱ ከኣ ሰምዓና (እዝ.823)

Read more...
 

ሓበሬታ ንበጻሕቲ መርበብ ተዋህዶ

ሰኑይ መጋቢት 15 (March 15th) 2010 .ም፣ መርበብ ሓበሬታ ተዋህዶ ንክልተ ሰዓታት ዝኣክል ካብ ኣገልግሎት ከተቋርጽ እያ። እዚ ምቍራጽ ኣገልግሎት' ካብ ሰዓት 1:00 ክሳብ 2:00 ናብ ሰኑይ ዘውግሕ ለይቲ ብኣቆጻጽራ ሰዓት ማእከላይ ሰሜን ኣሜርካ (US Central standard time) ዝትግበር ኮይኑ፣ ተክኒካዊ ምትዕርራይ ንምግባር ዝዓለመ እዩ።
ጎይታ ኣዕዚዙ ይባርኽኩም!
ኣገልገልትኹም ምምሕዳር መርበብ ሓበሬታ ተዋህዶ
 

ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፣ ሕጋዊ ፍቓድ ረኺባ

ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፣ ብሓላፍነትን ዋንነትን ሃገረ ስብከት ሰሜን ኣመሪካ ንኽትሕተም ካብ ሕቡራት ሃገራት ኣመሪካ ሕጋዊ ፍቓድ ረኺባ። እዚ፣ ንኹለን ኃይማኖታት ዝውሃብ መሰል'ውን እዩ

Read more...
     

ሰሙናዊ ትምህርቲ

ብብፁዕ ኣቡነ መቃርዮስ ዝዳሎ ሰሙናዊ (ኩሉግዜ ዓርቢ) ትምህርቲ

 


Download   Resurrection 3 April 2010


Download  Good Friday 2 April 2010
Download   ንሕማምና ጾሮ... 2 ሚያዝያ 2010 
Download  ርቢ ስቕለት (2ይ ክፋል) 2 ሚያዝያ 2010
Download  ዓርቢ ስቕለት 2 ሚያዝያ 2010
Download  The Holy Thursday (Part 2) 31 March 2010

Download  The Holy Thursday 31 March 2010
Download  ቅድስቲ ሓሙስ (ሓሙስ ጽግቦ, በቲ ልሙድ ኣጸዋውዓ) 27 መጋቢት 2010
Download  The 1st Three days of Pascha 27 March 2010
Download  እተን ቀዳሞት 3 መዓልቲ ሙነ ሕማማት 29 መጋቢት 2010

Download  Hosanna 27 March 2010
Download  እና 27 መጋቢት 2010
Download  ትንኤ ኣልኣዛር 26 መጋቢት 2010
Download  ረን ዝገደፋ ኣመንቲ ኣንስቲ 23 መጋቢት 2010

Download  ምኽሪ ንኣመንቲ 22 መጋቢት 2010
Download  Know When to say "No" 22 March 2010
Download  ምሩራት ኣንስቲ 2 መጋቢት 2010
Download  ጾም ኣርብዓ  26 ለካቲት 2010
Download  ቃና ዘገሊላ 17 ለካቲት 2010

 

 

ጸብጻብ ጲላጦስ ብዛዕባ ኢየሱስ ክርስቶስ (2ይ ክፋልን መወዳእታን)

ንምቕታል ናዝራዊ ዝተገብረ ጫውጫውታ

Read more...
 

ዕረፍቲ ፍቁር ሓውና ነፍስሄር ዓንደማርያም ብርሃነ

"እቲ ብኣይ ዝኣምንሲ እንተ ሞተ እኳ ብሕይወት ኪነብር እዩ!"
ሥጋዊ ሞት ዘይተርፍ ዕጫ ናይ ኵሉ ሕይወት ዘለዎ ፍጡር እዩ። ስለዚ ጊዜኡ ምስ በጽሐን ሰዓቱ ምስ ኣኸለን ነፍሲ ወከፍ ሰብ ካብዛ ዓለም ብሞት ክጽዋዕ ምዃኑ ኣይንስሕቶን ኢና። ይኹን እምበር እንጽውዓሉ ጊዜ ፍርቂ መዓልቲ ድዩ ወይስ ፍርቂ ለይቲ፥ ንግሆ ይኹን ምሸት፥
Read more...
 

ጸብጻብ ጲላጦስ ብዛዕባ ኢየሱስ ክርስቶስ (1ይ ክፋል)

ብሓቂ ብሓቂ እዚ ወዲ ኣምላኽ ኢዩ ኔሩ እብል ኣሎኹ።
ጲላጦስ ብዛዕባ ፍርድን ስቕለትን ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ኣመልኪቱ ዝሃቦ ጸብጻብ፡ ካብ ኣብ ሃገር ቱርኪ ተዓቒቡ ዘሎ ጽሑፋት ዝተረኽበ።
Read more...
 

እቲ እሙን ሕያዋይ ኣገልጋሊ መን'ዩ?(6ይ ሰንበት ዓቢይ ጾም)

ሎሚ፣ ኣገልገልቲ-ሓቂ ክንከውን፣ ነቶም ኣገልገልቲ-ሓቂ ክንስዕብ ይግብኣና። ብፍቕርን ብእምነትን እንተድኣ ኣገልጊልና ዓስብና ክንረክብ ምዃንና ድማ ኣይንዘንግዕ። ኣምላኽ ክንቀብሮ፣ ወይድማ ከጨንቐና ኢሉ ጸጋ ኣይዓደለናን። ዘርብሓና እምበር ክሳራ ዘምጽእ ጸጋ ኣይሃበናን። ከምቶም እሙናት ባሮት፣ ክሳራ ዘይኮነ ረብሓ፣ ሞት ዘይኮነ ህይወት፣ ውርደት ዘይኮነ ክብሪ ከምዘሎ እናስተውዓልና ከነገልግል ኣምላኽ Read more...
 

ምምጻእ ክርስቶስን መወዳእታ ዓለምን (5ይ ሰንበት ጾመ ኣርብዓ)

ኣብዚ ናይ መወዳእታ ዘመን: ክርስቲያን እየ እናበልካ ብስም ጥራሕ ምምካሕ: ርእስኻ ጠቢርካ ናብ ጥፍኣት ካብ ምኻድ ሓሊፉ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ዘመጉሰካ ኣይኮነን። ከምቲ ጎይታ "ጽድቅኹም ካብ ጽድቂ ፈሪሳውያን ኣጸቢቑ እንተዘይበዝሐ ንመንግስቲ ኣምላኽ ክትኣትዉ ኣይትኽእሉን ኢኹም" (ማቴ 23:1-39) ዝበሎ እዩ። ፈሪሳውያን ብሃይማኖት ዚምክሑ ግና ምእንቲ ስርዓት ርእሶም ክብሉ ስርዓት ኣምላኽ ዘፍርሱ ነቲ ዝብልዎ ዘይገብርዎ እዮም። ናይ ሎሚ ወለዶ'ውን ተዋህዶ እየ እናበለ ንገዛእ ሃይማኖቱ ከብርስ ዝመጣጠር: መስተ ናይቶም ፖለቲካዊ-ዕያግ ዝጎስዑ ዝጭልጥ: ፍልጠት-እምነት ዝጎደሎ ወለዶ እዩ። ክርስቶስ ነቶም ናቱ ካብ ሃለውሎው ተሓልዮም ብጸሎትን ብቕድስናን ክጽበይዎ ነጊርዎምRead More...

 

እግዚኣብሔር ዚጸልአን ሾብዓተ ነገራት!

እግዚኣብሔር ማለት ፍቕሪ ማለት ምዃኑ ዝኾነ ሰብ ክፈልጦ ዝግባእ መባእታዊ ትምህርቲ ክርስትና እዩ። ‘’ፍቅር ሰሓቦ ለወልደ ኣምላኽ እመንበሩ ወኣብጽሖ እስከ
Read more...
   

መበል 12 ዓመታዊ ጉባኤ ሃገረ ስብከት ሰሜን ኣሜሪካ ኣብታ ዓባይ ከተማ ኒው ዮርክ ክካየድ እዩ።

መልእኽቲ ናብ ኵሎም ኦርቶዶክሳውያን ምእመናን፡

ካብ እግዚኣብሔር ኣቦናን ካብ ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስን ጸጋን ሰላምን ምስ ኵላትና ይኹን እናበልና፡ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን መንበረ ጵጵስና ሃገረ ስብከት ሰሜን ኣሜርካ ብዘውጽኦ መደብ መሠረት፡ ሠናይ ድሌት ምእመናን ምስ ምምሕዳር ሰበኻ ጉባኤ ቅዱስ ገብርኤል ቤተ ክርስቲያን ኒው ዮርክ ኮይኑ፡ እቲ ዓቢይ መበል 12 ዓመታዊ ጉባኤ ሰሜን ኣሜሪካ ኣብታ ዓባይ ከተማ ኒው ዮርክ ብኤርትራዊ ጳጳስ ብፁዕ ኣቡነ መቃርዮስ እናተመርሐ ብምዕሩግ ኣገባብ ክካየድ ሰፊሕ ምድላው ይግበር ከም ዘሎ ብሓጎስ ክንሕብር ንፈቱ።

Read more...
 


ብቐጥታ ዝመሓላለፍ መንፈሳዊ ኣገልግሎት

ሰንበት ሰዓት 10:00 . ብቐጥታ ዝመሓላለፍ (Live Video) መንፈሳዊ ኣገልግሎት ተኸታተሉ

በዚ ጸሓፉልና

መልእኽትኩም ኣብዚ ጸሓፉ





ካብ ኣትራኖስ ቤተ ክርስቲያን

ዓምዲ - ስብከት

Books-መጻሕፍቲ

Archive

Old Home Page

ሓድሽ ኪዳን መጽሓፍ ቅዱስ ትግርኛ ንምስማዕ ኣብዚ ዝስዕብ ጠውቕ

ሓድሽ ኪዳን መጽሓፍ ቅዱስ ትግርኛ ስምዑ