www.tewahdo.org

 
  • Increase font size
  • Default font size
  • Decrease font size

ርእይቶ - ካብ ሱታፌ-ኣመንቲ

በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላኽ። ኣሜን።
ዝኸበርኩም ኣሰናዳእቲ መርበብ-ሓበሬታ ተዋህዶ በዚ ትገብርዎ ዘለኹም ክርስቲያናዊ ኣገልግሎት  መድሃኔ ዓለም ባዕሉ ይሓግዝኩም። በሉ በርትዑ! ኣጆኹም ቀጽልዎ እናበልኩ እዘን ዝስዕባ ርእይቶታት እሰደልኩም፣-

Read more...
 

እዋናዊ ዜና

ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ብፁዕ ኣቡነ መቃርዮስ ሓላፊ መንበረ ጵጵስና ሃገረ ስብከት ሰሜን ኣሜሪካ ኮይኖም ካብ ዝምደቡ ንደሓር፡ ኣብ ኣብያተ ክርስቲያናት ሓዋርያዊ

Read more...
 

ብትንሣኤ ሙዉታን ተስፋ ንገብር (3ይ ክፋልን መወዳእታን)

ካልኣይ ምጽኣት መዓስ እዩ ዝፍጸም

ብኻልኣይ ምጽኣቱስ ብኣዝዩ ዘፍርሕን ዘደንቕን ዘንቀጥቅጥን ኣመጻጽኣ ንጉሠ ነገሥት እዩ ዝመጽእ። በቲ ንሱ ዝምለሰሉ ጊዜያት ብዙሓት ምልክታት ክረኤ

Read more...
 

ዓመታዊ በዓል ደብረ ግእዛን መድኃኔ ዓለም ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ኣትላንታ ብድምቀት ተኸቢሩ

ካብ ዓርቢ ሚያያ 9 ክሳብ ሰኑይ ሚያያ 12, 2010 ዓ.ም.ፈ.  ብፁዕ  ኣቡነ መቃርዮስ ዝተመርሑ፡ ካብ ዝተፈላለየ ክፍልታት ኣሜሪካ ተዓዲሞም ዝመጹ ሊቃውንቲ ኣቦታትን ብብዝኂ ምእመናን ብኽብ ዝበለ ፍስሓን ሓጎስን ዝተጸንበለ ናይ መድኃኔ ዓለም ንግደት ዝተፈላለየ መንፈሳዊን፥ ባህላዊን፡ ስፖርታዊን መደባት ሓቚፉ ኔሩ።

Read more...
 

ብትንሣኤ ሙዉታን ተስፋ ንገብር (2ይ ክፋል)

ሞት ንወዲ ሰብ ኣይተፈጥረን

ሞት ብቕድሙ ምሳና ኣይተፈጥረን፡ ድሒሩ ግና ብሰሪ ኣበሳና መጸና። ምውላድን ምንባርን ትን ኣብ ታሪኽ ወዲ ሰብ ተደጋጊሞም ስለ ዝተእዩ፡ ተፈጥሮ ሕጊ

Read more...
 

ብትንሣኤ ሙዉታን ተስፋ ንገብር (1ይ ክፋል)

መእተዊ (ካብ ጸሎተ ሃይማኖት ተኣምኖ ዶግማዓንቀጽ ፲፩)

ኣብ መጀመርታ ትምህርቲ ጸሎተ ሃይማኖትና ከም እንርእዮ ኣቦታትና "ንኣምን" "ንኣምን" "ንኣምን" ዝበልዎ ክሳብ ዓንቀጽ ዓሰርተው ሓደ ይወስደና።

Read more...
 

እንቋእ ናብዚ ቅዱስ በዓል ትንሣኤ ጐይታናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብጽሓና።

በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ። ኣሜን።
ክቡራንን ክቡራትን ምእመናን ኣብ ውሽጥን ወጻእን።

Read more...
 

ዓምዲ - ስብከት

ቅድስቲ ሓሙስ (ሓሙስ ጽግቦ, በቲ ልሙድ ኣጸዋውዓ) ተወሳኺ ትምህርቲ ንምስማዕ፣ ኣብዚ መላግቦ' ጠውቕ
 

ዓመታዊ በዓል ደብረ ግእዛን መድኃኔ ዓለም ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኣትላንታ

 

ርሑስ በዓል ትንሳኤ ይግበረልና

ርሑስ በዓል ትንሳኤ ይግበረልና

 

“እስመ ለዓለም”

 ዝንቱ ውእቱ መስቀል ለኣዳም ዘኣግብኦ ውስተ ገነት ካብምልጣንክሳብእስ ለዓለምኣብ ዓመታዊ ክብረ በዓል ደብረ ግእዛን መድኃኔ ዓለም ቤተ ክርስቲያን ኣትላንታ ዝተቐድሐ

 

3rd Annual Health Fair - ሰሚናር ብዛዕባ ‘ስነ-ጥዕና’

ብቤተ ክርስቲያን ቅድስት ስላሴ ስያትል ዝተዳለወ ንሕማም ሽኮርን ልዑል ጸቕጢ ደም ንኽትከላኸሎ እኹል ዓቕሚ ከምዘለካ ዝሕብር ሰሚናር ብኪኢላታት ሓካይም ነጻ ናይ ደም ብዝሒ፣ ሕማም ሽኮር መርመራን ምኽሪን ኣብዚ ዝስዕብ ቦታ ክወሃብ እዩ።

Read more...
 

ዑደት ዘይሕጋዊ ፓትርያርክ ኣባ ዲዮስቆሮስ

በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ። ኣሜን።
ክርስቶስ ተንሥኣ እሙታን ኣማን ተንሥኣ።
መንበረ ጵጵስና ሃገረ ስብከት ሰሜን ኣሜሪካ፡ ንኹሉ ምእመን ርሑስን ብሩኽን በዓል ትንሣኤ ክርስቶስ ክኾነሎም ሠናይ ትሚኒቱ ምስናይ ጸሎት ይገልጽ።
Read more...
 

ክብረ በዓል ደብረ ግእዛን መድኃኔ ዓለም ኣትላንታ 2010

ናብ ምእመናን ሕዝበ ክርስቲያን፡

ብሩኽ በዓል ትንሳኤ ጐይታናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ይግበረልና። ቀጺልና April 9- 10 2010 (ሚያዝያ -  2002 .. ግእዝ) ዓመታዊ ክብረ በዓል ደብረ ግእዛን መድኃኔ ዓለም ቤተ ክርስቲያን ኣትላንታ ዝኽበረሉ ዕለት ስለ ዝኾነ ኣብዚ መንፈሳዊ በዓል ንኽትሓብሩና ትዕደሙ።

Read more...
 

ክርስቶስ ተንሥኣ እሙታን። ብሓቂ ተንሢኡ።

በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ ኣሜን።
ፍትዋት ኣኅዋተይ ካህናት፡ ዲያቆናትን ምእመናንን፡ እንቋዕ ናብ እዚ ርእሰ በዓላት ዝኾነ በዓል እዚ ብሰላም ኣብጽሓና ኣምላክ።
Read more...
 

በርባን ይፈታሕ፥ ኢየሱስ ግና ይቀተል!

ንሕና ከም ህዝበ-ክርስቲያን መጠን ብዛዕባ እቲ ኣብ ልዕሊ ኢየሱስ ክርስቶስ ዝወረደ መከራ፡ ስቅያት፡ መቕጻዕትን ናይ ሞት ፍርድን ብዝርዝር ክንፈልጦን ከነስተውዕሎ ብሓቂ ጠቓምን ግቡእን እዩ። ኣብ ቅዱስ ወንጌልውን ተጻሒፉ ከም

Read more...
 


ብቐጥታ ዝመሓላለፍ መንፈሳዊ ኣገልግሎት

ሰንበት ሰዓት 10:00 . ብቐጥታ ዝመሓላለፍ (Live Video) መንፈሳዊ ኣገልግሎት ተኸታተሉ

በዚ ጸሓፉልና

መልእኽትኩም ኣብዚ ጸሓፉ





ካብ ኣትራኖስ ቤተ ክርስቲያን

ዓምዲ - ስብከት

Books-መጻሕፍቲ

Archive

Old Home Page

ሓድሽ ኪዳን መጽሓፍ ቅዱስ ትግርኛ ንምስማዕ ኣብዚ ዝስዕብ ጠውቕ

ሓድሽ ኪዳን መጽሓፍ ቅዱስ ትግርኛ ስምዑ