www.tewahdo.org

 
  • Increase font size
  • Default font size
  • Decrease font size

ካብ ሕቶታትኩም

ብመጀመርታ ኣብ ስራሕኩም ዓወትን ኣሳልጦን ይምንየልኩም። ቀጺለ ድማ ነዚ ዝስዕብ ሕቶይ ክትምልሱለይ ብትሕትና እሓትት።
Read more...
   

ቤ.ክ ተዋህዶ ንምድሓን በቲ ኣምላኽ ዝህበካ ሓይሊ ምእንቲ ወንጌል መከራ ጽገብ!

ኣብ ስዊዘርላንድ እትነብሩ ውሉደ-ክህነትን ምእመናን፣ ኣብ ኪዳነ ምሕረት ቤተ ክርስቲያን ኬንያ ዘለኹም መንእሰያትን ወለድን፣ ኣብ እስራኤል እትርከቡ ካህናትን ዲያቆናትን፣ ብሓፈሽኡ ኣብ ፈቐዶ ሃገራት ፋሕ ኢልኩም ዘለኹም ምእመናንን ውሉደ-ክህነትን "ነቲ ነፍስን ስጋን ዚቐትል ኣምላኽ እምበር" ንኻልእ ኪትፈርሁ ኣይግባእን። ንኣምላኽ ኣሚኑ ዝመጎተ ኣይተሳዕረን: ስለ እምነቱ ጸኒዑ ዝተቓለሰ ድማ ዓስቡ ኣይሰኣነን እሞ: ንዓስቢ ዓወትኩም ሓደ እኳ ከየሕድገኩምሲ ጸኒዑኩም ተቓወሙ። እዚ ኹሉ ዚወርደኩም ዘሎ መከራ ስለ እምነትኩም እምበር ዝፈጸምኩሞ በደል ከም ዘየለ ንስኻትኩም ትፈልጥዎ። በዚ ድማ ደስ ክብለኩም ይግባእ ምኽንያቱ እቲ ሓቂ ምስ ተቐልዐ፡ እቲ ጎይታ ጎይቶት መድኃኔ ዓለም ምስ ተገልጸ ዓስቢ ዓወትኩም ከም እትረኽቡ እግዚኣብሔር እሙን እዩ።Read more...

 

ግእዝ፡ ጽሑፍን ልሳንን ቤተ ክርስቲያን

ጥንታዊት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ሱርን መሠረትን ናይ ኩሉ ማለት፥ ሃብታም ቋንቋ ግእዝ እትውንን፡ ብዋጋ ዘይሽነን ቅርስታት ዝሓቖፈት፥ ብመንፈሳዊ፥ ማሕበራውን ባህላውን ጸጋታት ብምዕቃብ፥ ኣደ 

Read more...
 

ናይ ሕሊና መልእኽቲ ካብ ቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮስ

ድምፀይ ኣልዒለ ናብ እግዚኣብሔር ኣእዊ ኣሎኹ፥ ናብ እግዚኣብሔር እምህለል ኣሎኹ። ጓህየይ ኣብ ቅድሚኡ እኽዑ፥ ሽጋረይ ኣብ ቅድሚኡ እነግር ኣሎኹ። ተስፋ ክቖርጽ ምስ ቀረብኹ፥ ንሱ እንታይ ክገብር ከም ዚግብኣኒ ይፈልጥ እዩ። በታ ዝሓልፈላ መገዲ ጸላእተይ መፈንጠራ ሓብኡለይ። የማነ ጸጋም ጠሚተ ዚረድኣኒ ሰብ ሰኣንኩ፥ ዘዕቍበኒ ሰብ ሰኣንኩ፥ ብኣይ ዚግደስ ሰብ የልቦን።

Read more...
 

ቅዱስ ባህሊ/ልምዲ

ቅዱስ ባህሊ/ልምዲ

 

ትማሊ ፈላሲ፡ ሎሚ ፈላሲ!

ብምኽንያት 6ይ ዓመት ስሜት ኣቡነ እንጦንዮስ ፓትርያርክ ተዋህዶ ቤክ ኤርትራ ዝወጸ ስነ-ጽሑፍ

ሎሚ 25 ሚያዝያ 2010 . (17 ሚያዝያ 2002) መበል 6 ዓመተ-ሲመት ናይ 3 ፓትርያርክ ቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮስ ‘’ትማሊ ፈላሲ ሎሚ ፈላሲ’’ ኣብ ትሕቲ ዝብል መሪሕ መንፈሳዊ ቃሎም ክንዝክሮ ከሎና፡ ውሽጣዊ
Read more...
 

ርእይቶ - ካብ ሱታፌ-ኣመንቲ

በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላኽ። ኣሜን።
ዝኸበርኩም ኣሰናዳእቲ መርበብ-ሓበሬታ ተዋህዶ በዚ ትገብርዎ ዘለኹም ክርስቲያናዊ ኣገልግሎት  መድሃኔ ዓለም ባዕሉ ይሓግዝኩም። በሉ በርትዑ! ኣጆኹም ቀጽልዎ እናበልኩ እዘን ዝስዕባ ርእይቶታት እሰደልኩም፣-

Read more...
 

One Body and One Spirit

"But from the beginning of the creation, God 'made them male and female.' 'For this reason a man shall leave his father and mother and be joined to his wife, 'and the two shall become one flesh'; so then they are no longer two, but one flesh" (Mark 10:6-8).Read more...

 

ኣምላኽ ሰማይ ኬቕንዓልና እዩ እሞ፡ ንሕና ቦሮቱ ተንሲእና ኽንዐዩ ኢና(ነህምያ 2.20)።

ኣምላኽ ሰማይ ኬቕንዓልና እዩ እሞ፡ ንሕና ቦሮቱ ተንሲእና ኽንዐዩ ኢና(ነህምያ 2.20)።

 

ነቲ ዚመጽእ ዘለዓለማዊ ሕይወት ንጽበ (2ይ ክፋል)

ክርስቶስ ናይቲ ዝመጽእ ሕይወት ተስፋና እዩ

ንተስፋ ህይወትና ካብ ክርስቶስ ፈሊና ክንርዮ ኣይንኽእልን፡ ምኽንያቱ ክርስቶስ በይኑ ትንሣኤን ህይወትን ስለ ዝዀነ (ዮሃ፡ 11፡25)። ንሱ ሎሚ ንነፍስና ትንሣኤ

Read more...
 

Massage of Conscience from H.H Abune Antonios

1 I cried unto the LORD with my voice; with my voice unto the LORD did I make my supplication. 2 I poured out my complaint before him; I shewed before him my trouble.3 When my spirit was overwhelmed within me, then thou knewest my path. In the way wherein I walked have they privily laid a snare for me.

Read more...
 

ቃል እግዚኣብሔር ከምዚ ይብል ኣሎ

ኣቱም ፍርዲ እትፍንፍኑ፡ ቅኑዕ ዘበለ እትጠውዩ፡ ንጽዮን ብደም ንየሩሳሌም ከአ ብኣበሳ እትሀንጹ ኣሕሉቕ ቤት ያእቆብን መሳፍንቲ ቤት እስራኤልን፡ እዚ ኾታ ስምዑ፡ ሓላቑኣ ብመማለጃ ይፈርዱ፡ ካህናታ ብዋጋ ይምህሩ፡ ነብያታ ብገንዘብ ይንበዩ፡ ምስናይ እዚ ኸአ፡ እግዚኣብሄርዶ ኣብ ማእከልና ኣይኮነን፡ መዓት ኣይወርደናን እዩ፡ ኢሎም ኣብ እግዚኣብሄር ይጽግዑ። ስለዚ ብሰርኹም ጽዮን ከም ግራት ክትሕረስ፡ የሩሳሌም ከአ ኩምራ ኣእማን ክትከውን፡ ደብሪ እታ ቤትውን ኩርባ ዱር ኪኸውን እዩ (ሚክያስ 3. 9-12)

 

ነቲ ዚመጽእ ዘለዓለማዊ ሕይወት ንጽበ፥ ኣሜን (1ይ ክፋል)

(ካብ ጸሎተ ሃይማኖት ተኣምኖ ዶግማ ዓንቀጽ ፲፪)

እዚ ዓንቀጽ እዚ ምስቲ ዝሓለፈ ዓንቀጽ ዓሰርተው ሓደ፡ ብሓደ ተታሓሒዙ ክንበብ ክኽእል ምእንቲ፡ "ብትንሳኤ ሙውታን ተስፋ ንገብር ነቲ ዚመጽእ ዘለዓለማዊ ሕይወት ንጽበ፥ ኣሜን ተባሂሉ ክንበብ ይግባእ

Read more...
 

ዘይሕጋዊ ሽመት ኣቡን ዲዮስቆሮስን ምብትታን ቤተክርስትያንን

ብምኽንያት 6ይ ዓመት ስሜት ኣቡነ እንጦንዮስ ፓትርያርክ ተዋህዶ ቤክ ኤርትራ ዝወጸ ስነ-ጽሑፍ

"ሕማቅ ዘመን ካብቲ ሕማቕ ዚገብረካስ ሕማቕ ዝምህረካ ይገድድ" ከምዝብሃል ዘይሕጋዊ ሽመት ኣቡን ዲዮስቆሮስ፥ ንሕጊ ኣልቦነትን ግብረ-ኣረማውነትን

Read more...
 

ዓመታዊ በዓል ደብረ ግእዛን መድኃኔ ዓለም ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኣትላንታ

 


ብቐጥታ ዝመሓላለፍ መንፈሳዊ ኣገልግሎት

ሰንበት ሰዓት 10:00 . ብቐጥታ ዝመሓላለፍ (Live Video) መንፈሳዊ ኣገልግሎት ተኸታተሉ

በዚ ጸሓፉልና

መልእኽትኩም ኣብዚ ጸሓፉ





ካብ ኣትራኖስ ቤተ ክርስቲያን

ዓምዲ - ስብከት

Books-መጻሕፍቲ

Archive

Old Home Page

ሓድሽ ኪዳን መጽሓፍ ቅዱስ ትግርኛ ንምስማዕ ኣብዚ ዝስዕብ ጠውቕ

ሓድሽ ኪዳን መጽሓፍ ቅዱስ ትግርኛ ስምዑ