www.tewahdo.org

 
  • Increase font size
  • Default font size
  • Decrease font size
 

ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ኣብ ሃገረ-እስራኤል ተመስሪታ: ብፁዕ ኣቡነ መቃርዮስ ኣብ ማእከላይ-ምብራቕ ሓዋርያዊ ዑደት ኣካይዶም

ብፁዕ ኣቡነ መቃርዮስ ኣብ ማእከላይ-ምብራቕ ሓዋርያዊ ዑደት ኣካይዶም። ብፁዕ ኣቦና፡ ብመጀመርታ ንተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ወኪሎም ኣብቲ ኣብ ግብጺ
Read more...
 

ጸጋ ክርስቶስ (2ይ ክፋል)

ንሓጢኣት፡ እግዚኣብሔር ብጸግኡ ገይሩ ደረት እንተዘይገብረሉ ነይሩ፡ ተስፋ ወዲ ሰብ፡ እቲ ንሰይጣንን ንመላእኽቱን (ኣጋንንቲ) ዝተመደበ ምዀነ ነይሩ Read more...

 

ኦርቶዶክስ ቤተ ክርስቲያን ናይ መዋእል ቤት ትምህርቲ

ካብ ክፍላ 4 ክሳዕ መበል 19 ዘመን ንልዕሊ 1600 ዓመታት ካብ መሠረተ ትምህርቲ ምንባብን ምጽሓፍን ክሳብ ዝለዓለ መንፈሳዊ መዓርገ ትምህርቲ፡ ዓለማዊ ሥርዓታትን ማሕበራዊ ሥነ-ምግባራትን ዝወሃበላ ብሕታዊት ቤት ትምህርቲ እንኮ

Read more...
   

The Renaissance of Coptic Orthodox Church after long years of darkness [A Role Model for the Eritrean Orthodox Church]

Introduction:  Few would dispute that the Coptic Church, which was founded by St. Mark the evangelist, began its modern renaissance towards the latter half of the nineteenth century, after many centuries of darkness. A darkness which was forced upon her by two major historical events. The first of which were the woeful decisions of the Council of Chalcedon (451 A.D.) which separated her from the rest of Christiandom. The second was the Arab conquest of Egypt (641 A.D.), as a result of which the church's major preoccupation was sheer survival. Indeed the survival of the Copts till this day is a miracle and a witness for thirteen centuries of unwavering faith.

Read more...
 

ጾመ ሓዋርያት (ጾመ-ሰነ)

ናይ ሎሚ ዓመት ጾመ ሓዋርያት ካብ ፲፮ ግንቦት ክሳብ ፭ ሓምለ ፳፻፪ ዓ.ም ግ፡ ወይ ከኣ (24 May -- 12 July 2010) ስለዝኾነ ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ጀሚሩ

Read more...
 

ሕጊ ሙሴን ጸጋ ክርስቶስን (1ይ ክፋል)

ብዛዕባ ሕጊ ሙሴን ጸጋ ክርስቶስን ኣልዒልና ክንጽሕፍ ከሎና: ሕግን ጸጋን ዝብሃሉ ቓላት፡ ንእዝንና ሓደሽቲ ቓላት ከም ዘይኰኑ ዝተፈልጠ እዩ። እንተ ኰነ ሕግን

Read more...
 

ኣብ ስዊዘርላንድ ከተማ ጀነቫ ኦርቶዶክሳዊት ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ተመስሪታ

ብሓዋርያዊ ሰንሰለት ቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮስ እትምእከል ኦርቶዶክሳዊት ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኣብ ስዊዘርላንድ ከተማ ጀነቫ ተመስሪታ። እዚ ብጻዕሪ ካህናትን ብምትሕብባር ምእመናን ዝተመስረተ ቤተ ክርስቲያን ቅድስት ድንግል ማርያም፡ ድሮ ንምእመናን መንፈሳዊ ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሩ ኣሎ።

Read more...
 

ቅነ-ጉባኤ - 2010

ህዝቢ ኣክቡ ቅዱስ ጉባኤ ከም ዘሎ ንገሩ! ዩኤል 2፡16

መንበረ ጵጵስና ሰሜን ኣሜሪካ ናይ ሎሚ ዘመን መበል 12 ዓመታዊ ጉባኤ ኣመንቲ ኦርቶዶክስ ብብፁዓን ጳጳሳት፥ ኣቦታት ካህናት፥ ዲያቆናት፥ ምእመናን ህዝበ ክርስቲያንን መንእሰያት ትምህርቲ ሰንበትን ማዕሪጉ ብልዑል ክብርን
Read more...
 

The 12th Annual Conference

The 12th Annual Conference of The Eritrean Orthodox Church, Diocese of North America will be held on July 22-25, 2010, at the Archangel Gabriel Eritrean Orthodox Church, in New York City, NY.

Read more...
 

ብራና ጥንታዊ ቅርስና

ዓለምና ከምዚ ሎሚ ብወረቓቕቲ ከይመልኣት፥ዘመናዊ ቤት ማሕተማት ከይተመሥረቱ፥ ናይ ጽሕፈት መኪናን ኮምፒተራትን ከይተማህዙ፥ ዝተፈላለዩ መሣርሒ ሥነ-ጽሑፍ ከይማዕበሉ ከለዉ፥ንነዊሕ ዘመናት ብራና ትጥቀም ምንባራ ታሪኽ ሰኒድዎ'ሎ።ኣብ ኤርትራ’ውን ቅዱሳት መጻሕፍቲ፥ ንማሕበራዊ ናብራን ሕግታት እንዳባን ዘገልግሉ ታሪኻዊ መዛግብቲ ኣብ ብራና ተጻሒፎም ንረኽቦም። ንኣብነት፥ ኣብ ገዳም ደብረ ቢዘን ብ1492 ዓ.ም.ፈ ዝተዳለወ ሰማንያ ወኣሃዱ (81) ዝበሃል፥ ብሉይን ሓዲሽን ኪዳን ዝሓዘ መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ብራና ተጻሒፉ ይርከብ። እዚ መጽሓፍ’ዚ፥ በዓል ሰለስተ ዓምደ ጽሑፍ፥ 48 X 39 ሴንቲ ሜትር ዝመጠኑ፥ 45 መስመር ጽሑፍ ዘለዎ፥ 1,152 ገጻት ዝሓዘ Read more...

   

ተመሃሮ ነገረ-መለኮት ሃገረ ስብከት ሰሜን ኣመሪካ፡ “ደቂቀ እንጦንዮስ”፡ ሓደስቲ ኣገልገልቲ እናተወሰኽዎ ብጽቡቕ ይቕጽል ኣሎ።

ትምህርቲ ነገረ-መለኮት ቀውዒ 2005 ካብ ዝጅመር ንደሓር፡ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ሰመስተር ብዝውሃብ ትምህርትታት እንዳዓሞቐን እንዳሃብተመን ብምምጻእ፡ እቶም
Read more...
 

እቶም ክዳውንቶም ብደም እቲ ገንሸል ዘይሓጸቡ “ንዘለኣለመ ኣለም ኪሳቐዩ እዮም”

እቶም ክዳውንቶም ብደም እቲ ገንሸል ዘይሓጸቡንዘለኣለመ ኣለም ኪሳቐዩ እዮም” (4  ክፋል ነቲ ዚመጽእ ዘለዓለማዊ ሕይወት ንጽበ) እዚኣቶም ስራሕ ክርስቶስ

Read more...
 

ኣብ ልዕሊ ውጉዝ ዮፍታሄ ድሜጥሮስ ተሪር ማዕቀብ ንኽግበር ጽኑዕ ምሕጽንታ ቀሪቡ!

እቲ ኣቐዲሙ ብዕለት 13 ጥሪ 2006 ብሥልጣን ኣብን ወልድን መንፈስ ቅዱስን ኣምላኽ 3 ፓትርያርክ ኤርትራ ቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮስ፡ ካብ ሃይማኖት

Read more...
 


ብቐጥታ ዝመሓላለፍ መንፈሳዊ ኣገልግሎት

ሰንበት ሰዓት 10:00 . ብቐጥታ ዝመሓላለፍ (Live Video) መንፈሳዊ ኣገልግሎት ተኸታተሉ

በዚ ጸሓፉልና

መልእኽትኩም ኣብዚ ጸሓፉ





ካብ ኣትራኖስ ቤተ ክርስቲያን

ዓምዲ - ስብከት

Books-መጻሕፍቲ

Archive

Old Home Page

ሓድሽ ኪዳን መጽሓፍ ቅዱስ ትግርኛ ንምስማዕ ኣብዚ ዝስዕብ ጠውቕ

ሓድሽ ኪዳን መጽሓፍ ቅዱስ ትግርኛ ስምዑ