S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ክብረ በዓል ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኣብ በይ ኤርያ

ናብ ምእመናን ሕዝበ ክርስቲያን፡
ብሩኽ በዓል ልደት ጐይታናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስን ርሑስ ሓድሽ ዓመትን ይግበረልና። ቀጺልና ንጥሪ/January 30-31/ 2010 (ጥሪ ፳፪ - ፳፫ 2002 .. ግእዝ) ናይ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኣስተርእዮታ እነብዕለሉ ዓመታዊ ብዓልና ተኻፈልቲ ናይ ዝተፈላለየ መንፈሳዊ መደባት ክትኮኑ ብኽብሪ ንዕድም።

ኣብዚ ክቡር በዓል ብብፁዕ ኣቡነ መቃርዮስ ብዝምርሑ ሊቃውንቲ ቤተክርስትያን ዝቐርብ ዝተፈላለየ መንፈሳዊ መደባት ተሰሪዑ ኣሎ።

ካብዛ ብብዙኅ ክፍኣትን ኃጢኣትን ትሳቐ ዘላ ዓለም ብኃይሊ መድኃኔ ዓለም፡ ብኣማላድነት . ድንግል ማርያምን ብጸሎት ቅዱሳንን፡ ካብ ኩሉ ክፉእ ምእንቲ ክንድኅን ኣብ እንገብሮ ሓባራዊ ጸሎትን ምህለላን ምስ ስድራ ቤትኩም ክትሳተፉ/ ብስም ቅድስት ቤተ ክርስቲያን ንምሕጸን።

መርሓ ግብር (መደብ)

ዓርቢ (Jan 29/2010)-

  • 6:00 - 8:00 . . ጸሎተ ነግህ
  • 800 - 500 .. ብብፁእ ኣቡነ መቃርዮስ ዝቐርብ ፍሉይ ሰሚናር ንውሉደ ክህነት።
  • 600 - 800 . . ዋዜማ ብሊቃውንቲ ቤተክርስትያን

ቀዳም  (Jan 30/2010)-

  • 400 - 800  . . ስብሓታትን ማሕሌትን
  • 800 - 1030  . . ቅዳሴ
  • 1030 - 1100  . . ስብከት
  • 1100 - 1200 . . ዑደት
  • 1200 - 200  .. ምሳሕ/ንግደት

ሰንበት  (Jan 31/2010)

  • 700 -1100 . . ቅዳሴን ብብፁእ ኣቡነ መቃርዮስ ዝቐርብ ፍሉይ ትምህርቲ ንወለድን መንእሰያትን። 

ኣድራሻና፡ 

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስትያን ቅድስት ማርያም በይ ኤርያ
St. Mary Eritrean Orthodox Church Bay Area
2500 Hansen Rd Hayward, CA 94541
Phone፡ (510) 593-3819

ብደሓን ምጹ! 

ንቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮስ 3ይ ፓትርያርክ ቤተ ክርስትያን ተዋህዶ ብጥዕናን ሰላምን ይሓልወልና!
ንብፁእ ኣቡነ መቃርዮስ ኣብዚ ናይ ፈተና እዋን፡ ዕድመን ጥዕናን ሂቡ፡ ኣብ ኣገልግሎቶም ኣሳልጦ ይሃብ!
ንቤተክርስትያንናን ሃገርናን ድማ ሰላሙ የስፍን።

ኣገልገልትን ምምሕዳር ሰባኻ ጉባኤን ቤተክርስትያን ቅ. ማርያም በይ ኤርያ። 

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div