S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ዓሰርተ ዓመት ኣብ ማሕዩር ብዘይ ገበን

መራሒ 3 ሚልዮን ህዝቢ ኤርትራ ዓሰርተ ዓመት ኣብ ማሕዩር ብዘይ ገበን። 

ኣቱም ኣሕዋተይ እቲ ወሪዱኒ ዘሎ ነገር ንምስፋሕ ወንጌል ከም ዝኾነ ክትፈልጡ እደሊ ኣሎኹ። ስለዚውን ምእንቲ ክርስቶስ ተኣሲረ ከም ዘሎኹ በቶም ቤት መንግስቲ ዝሕልዉ ወተሃደራትን በቶም ኩሎም ዝተረፉን ተፈሊጡ ኣሎ።

ዝበዝሑ ካብቶም ኣሕዋት ድማ ኣነ ስለ ዝተኣሰርኩ ኣብ ጎይታ ጸንዑ። ብዘይ ፍርሃት ቃል ኣምላኽ ንምንጋርውን ኣዝዮም ትብዓት ረኸቡ። ገሊኦም ብቕንእን ባእስን ገሊኦም ግና ብጽቡቕ ፍቓድ ንክርስቶስ ይሰብክዎ ኣለዉ። እዞም ዳሕሮት ንወንጌል ስለ ዝተማጎትኩላ ከም ዝተኣሰርኩ ፈሊጦም ብፍቕሪ ይሰብኩ ኣለዉ።

እቶም ቀዳሞት ግና ኣብ ርእሲ ማእሰርተይ ጸበባ ኬምጽኡለይ ደልዮም ብቕንዕና ዘይኮነስ ብሻራ ንክርስቶስ ይሰብክዎ ኣለዉ። እሞከ ደኣ እንተ ብተንኮል እንተ ብቅንዕና ብዝኾነ መገዲ ክርስቶስ ይስበኽ ኣሎ ።በዚ እሕጎስ ኣሎኹ ። ገናውን ክሕጎስ እየ። ከመይ እዚ ኩሉ ብጸሎትኩምን ብረድኤት መንፈስ ኢየሱስ ክርስቶስን ንድሕነተይ ከም ዝድግፈኒ እፈልጥ እየ። ተግባረይ ንምፍጻም ከይሓፍር ከኣ በዓል ምሉእ ሃረርታን ተስፋን እየ። ከምቲ ኩሉ ሳዕ ሕጂውን እንተ ኾነ እንተ ብሕይወት እንተ ብሞት ንክርስቶስ ብትብዓት ከኽብሮ እየ። ከመይ ንዓይ ሕይወት ማለት ክርስቶስ እዩ። ሙማት ከኣ ረብሓይ እዩ (ፊልጵስዩስ 1፡12-21)።

 

ደቂቀ እንጦንዮስ

ተመሃሮ ቅዱስ ኣትናቴዎስ መንፈሳዊ ኮለጅ 

ኮርፐስ ክርስቲ ቴክሳስ፣ ሕቡራት መንግስታት ኣሜርካ

Posted on September 7, 2008

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div