S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ጽጌ ማለት ጸገየ ዓንበበ፡ ማለት እዩ። እዚ ወርሓት እዚ ዘመነ ጽጌ ዘመነ ዕንባባ ተብሂሉ ይጽዋዕ።

መተሓሳሰቢ፣ንኹልኹም ኣንበብቲ እዚ ታሪኽ እዚ ክትርጉሞ ዘገደደኒ፣ጊዮርጊስ ሓቢብ ኣብ ዝነበረሉ ግዜ ቤተ ክርስቲያን ግብጺ ኣብዚ ሕጂ ቤተ ክርስቲያና ዘላቶ

ድሕረ ባይታ በዓል ቅዱስ ዮሓንስ
እዚ ቅዱስ ዮሓንስ እንበልና ኣብ ሃገርና ዓመት ዓመት እነብዕሎ ዘለና ዕለት፡ ኣቦታትና ንስለ በዓል ኢሎም ዘብዕልዎ ዝነበሩ ዘይኸነስ፡ ሓቀኛን መንፈሳውን 

ነአኩተከ እግዚኦ ወንሴብሓከ ንባርከከ እግዚኦ ወንትአመነከ ንስእለከ እግዚኦ ወናስተበቁዓከ ንገኒ ለከ እግዚኦ ወንትቀነይ ለስምከ ቅዱስ። ንሰግድ ለከ ዘለከ ይሰግድ ኩሉ ብርክ ወለከ ይትቀነይ ኩሉ ልሳን። አንተ ውእቱ ኣምላከ ኣማልክት ወእግዚኣ ኣጋእዝት ወንጉሰ ነገስት ኣምላክ አንተ ለኩሉ ዘሥጋ ወለኩላ ዘነፍስ ወንጼውኣከ ንሕነ በከመ መሃረነ ቅዱስ ወልድከ እንዘ ይብል አንትሙሰ ሶበ ትጸልዩ ከመዝ በሉ።

***

We thank you O Lord, and we glorify you, we praise you O Lord, and we rely on you, we beg you and we beseech you. We worship you and we serve to your Holy name. We bow and kneel down to you; O you to whom all knees should bow and who all tongues serve. You are the God of gods and the Lord of lords and the King of kings. You are God to all flesh and to all souls, and we call you as your Holy Son taught us, saying... 

Posted on: 25 October 2012 

“... ካብታ ልብኻ ናብ ምስትውዓል ዘቕናዕካላ ርእስኻዉ’ን ኣብ ቅድሚ ኣምላኽካ ዘትሓትካላ ቀዳመይቲ መዓልቲ ጀሚረን ቃላትካ ተሰሚዐን እየን እሞ፡ ኣይትሸበር። ምእንቲ እዘን ቃላትካ ከኣ መጺኤ እኔኹ” (ዳን 10፡12)

5 ሓምለ ብኣቈጻጽራ ግእዝ (ሓምለ 12 ዓ.ም.)፣ እቲ ብልምዲ “ሓርያ-ጉባኤ” ብዝብል ስም ዝፍለጥ ሃዋርያ ጳውሎስን ሃዋርያ ጴጥሮስን ብሰማእትነት ዝዓረፍሉ ዕለት እዩ።

ኣብዚ እዋን እዚ፥ ህዝቢ ኤርትራ ዘሕልፎ ዘሎ መከራን ስቓይን ጸብጺብካ ዝውዳእ ኣይኮነን። ብዙሓት ሰባት ዝሓትዎ ሕቶ ድማ "ንሕናዶ ካብ ዓለምና ዝተፈለየ ኣበሳን ሓጢኣትን ጌርና

“ኣቱም ኣሕዋትና፡ ምእንታና ጸልዩ።” (1 ተሰ 5፡25)

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div