S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ካብ ሕቶታትኩም

ብስም ኣብን ወልድን መንፈስ ቅዱስን ሓደ ኣምላኽ፣ ኣሜን።
ዝኸብርኩም ህዝቢ-ክርስትያን፣ ሰላም ንዓኹም ይኹን ክልተ ሕቶታት ኣለዋኒ።
ብዘይካ መጽሓፍ ቅዱስ፣ ካልእ ካብ ቤተ ክርስትያን ዘይወጸ መጻሕፍቲ ክንኣምኖምሲ እንታይ መረጋገጺ ኣሎና? እናበሉ ዝሓቱኒ ኣለዉ እሞ እንታይ እዩ መልስኹም?
ካልኣይ ሕቶይ፣ ብዛዕባ ኣገዳስነት ጥምቀት ከይተረድኦ እንከሎ፣ ስለምንታይ ሓደ ህጻን ኣብ ዕሸል ዕድሚኡ ይጥመቕ? ጎይታ እኳ ንባዕሉ ኣብ መበል 30 ዓመቱ እዩ ተጠሚቑ። እዝስ ጎይታ ምእንታኻ ደሙን ስግኡን ኣፍሲሱ ከምዝሞተልካ ከይተረድኣካ ኣብ ጥምቀት ምጉያይ እንታይ ረብሓ'ለዎ?
ኣስፍሕ ኣቢልኩም መልሲ ምስ ጥቕሱ ክትህቡኒ ብተስፋ እጽበ።

ክንመሃር ነዚ ዕድል እዚ ስለዝሃብኩምና ድማ ብልቢ አመስግን።
ክብሪ ንእግዚኣብሄር ኣምላኽ ይኩን። ኣሜን።
ካብ ዮሃንስ (ኣሜርካ)
ካብ ኣመሓዳራ መርበብ ሓበሬታ
ብክርስቶስ ፍቁር ሓውና ዮሃንስ፣ ሰላም ኣምላኽ ንዓኻ ይኹን። ኣቦታት ካህናት መልሲ ክሳብ ዝህቡኻ ብተስፋ ተጸበየና። ኣንበብቲ ኣብዚ ጉዳይ እዚ ዘለኩም ርእይቶ ክትልእኩልና ድማ በዚ ኣጋጣሚ ነዘኻኽር።

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div