S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

መልሲ ንሕቶታትኩም

ሕቶ

ትንሳኤ ወዲ ሰብ ከመይ እዩ ክከውን? ነብሰና ጥራይ  ድያ ? ወይስ  ስጋና እንኮላይ ክትንስእ እዩ? የቐንየለይ
ሰሎሞን

መልሲ

ብክርስቶስ ፍቁር ሓውና ሰሎሞን፣ ስለ ሕቶታትካ እናመስገንና ሕቶካ ንምምላስ፣ ነብሰና ምስ ስጋና እዩ ዝትንስእ።

ንዝያዳ ርድኢት ቅድሚ ሕጂ ብዶር. ሽሞንዲ ሃይለ "ብትንሣኤ ሙዉታን ተስፋ ንገብር 1 ክፋል | 2 ክፋልብዝብል ዝተጻሕፈ ነዚ ሕቶዚ መሊስዎ ስለዘሎ ነቲ ጽሑፍ ብህድኣት ከተንብቦ ንርድኢትካ ሓጋዚ እዩ ንብል።

ኣምላኽ ይባርኸና። ኣሜን!
ኣመሓዳራ መርበብ ሓበሬታ ተዋህዶ

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div