S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

7ይ ዓመታዊ ጉባኤ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ፣ ን/ሃገረ ስብከት ሰሜን ኣሜርካ ንዕለት 28-31 ሓምለ (July) 2005 ዓ.ም ኣብ ግብጻዊት ቤተ ክርስትያን ቅዱስ እንጦንዮስ ሀይ-ዎርድ ካሊፎርንያ ክካየድ ተመዲቡ ኣሎ። ምእመናን: ኣቐዲሞም ምድልዋት ክገብሩ: እንተተኻኢሉ ድማ ዓመታዊ ዕረፍቶም ኣብዚ መንፈሳዊ እዚ ከሕልፍዎ ንላቦ። ንዓበይ ዝኸውን ዝትፈላለ ስብከት: ትምህርተ ወንጌል: ትምህርትን ሰሚናራትን ክወሃብ እዩ:: ከምኡውን ኣብ ጥዕና: ማሕበራዊ ቁጠባውን ምእመናን ዝሕግዝ ምስ ባህልናን እምነትናን ዝሰማማዕ ሰሚናራት ክወሃብ እዩ። ብተወሳኺ መዓልታዊ ንንኣሽቱ ዝኸውን ብ ኢንግሊዝኛ ትምህርትታት ተዳልዩ ኣሎ።

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div