S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን መንበረ ጵጵስና ሃገረ ስብከት ሰሜን ኣሜሪካ እዚ ተጀሚሩ ዘሎ ጾመ-ኣርብዓ ናይ ድኅነትን በረኸትን ክኾነልና ንኣምላኽ ንልምን። ቀጺልና ኣብዚ እዋን እዚ ኤርትራውያን

በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ። ኣሜን።
ክርስቶስ ተንሥኣ እሙታን ኣማን ተንሥኣ።
መንበረ ጵጵስና ሃገረ ስብከት ሰሜን ኣሜሪካ፡ ንኹሉ ምእመን ርሑስን ብሩኽን በዓል ትንሣኤ ክርስቶስ ክኾነሎም ሠናይ ትሚኒቱ ምስናይ ጸሎት ይገልጽ።

ናብ ምእመናን ሕዝበ ክርስቲያን፡
ብሩኽ በዓል ልደት ጐይታናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስን ርሑስ ሓድሽ ዓመትን ይግበረልና። ቀጺልና ንጥሪ/January 30-31/ 2010 (ጥሪ ፳፪ - ፳፫ 2002 .. ግእዝ) ናይ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኣስተርእዮታ እነብዕለሉ ዓመታዊ ብዓልና ተኻፈልቲ ናይ ዝተፈላለየ መንፈሳዊ መደባት ክትኮኑ ብኽብሪ ንዕድም።

ብፁዕ ኣቡነ መቃርዮስ ጳጳስ ሃገረ-ስብከት ሰሜን ኣሜሪካ, ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያ ኮይኖም ዝተመዘዙ፡ ልኡኽ ሃገረ-ስብከት ሰሜን ኣሜሪካ 26 መስከረም 2009 (፲፮ መስከረም ፳፻፪ . ግእዝ) ምስ ፖፕ ሺኖዳ 3 ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፓትርያርክ ናይ እስክንድርያ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ድሕሪ ዝተገብረ ርክብ እዩ።


ናብ:- ኩሎም ኣመንቲ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን
ኩለን ኣብያተ ክርስቲያናት ተዋህዶ ንኡስ ሃገረ ስብከት ሰሜን ኣሜሪካ ነቲ ቀኖና (ሕጊ) ቤተክርስቲያንና ዝጠሓሰ ኣብ ሊዕሊ ብጹዕ ወቅዱስ ኣቡነ እንጠንዮስ ዝተውስደ ዘይሕጋዊ ምውራድ  ኣጥቢቕና ከምዝተቓወምናዮ

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div