S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ሰሉስ 27 መስከረም 2016 . በዓል ቅዱስ መስቀል እዩ።

ኣምላኽ ቅዱስን ብሩኽን በዓል መስቀል ይግበረልና። ኣሜን 

መሰቀል ጽንእነ

መሰቀል ቤዛነ

መስቀል መድሃኒተ ነፍስነ

ንሕነስ ኣመነ በኅይለ መስቀሉ ድኀነ።

 

ካብ ዘመነ ዮሓንስ ናብ ዘመነ ማቴዎስ እግዚኣብሔር እንቋዕ ብሰላም ኣብጽሓና። ዘመኑ ዘመነ ሰላም፥ ዘመነ ዕርቂ ዘመነ በረከት ይግበረልና።

መግለጺ ኣህጉረ ስብከታት ብዛዕባ ፓትርያርክ ቅዱስ እንጦንዮስ

መግለጺ መንበረ ጵጵስና ኣኅጉረ ስብከታት ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ፓትርያርክ ቅዱስ እንጦንዮስ።

ጾም ቀድሱ፣ ኣኼባ ጸውዑ፣ ንዓበይትን ኣብታ ሃገር ዚነብሩ ዅላቶምን ናብ ቤት እግዚኣብሄር ኣምላኽኩም ኣክቡ፣ ናብ እግዚኣብሄር ከኣ ተማህለሉ.”ዮኤል 1:14

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div