S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ፡ ኣሓዱ ኣምላክ፡ ኣሜን።

እቲ ካብ ኣርባዕተ ኣብያተ ክርስቲያናት ብዝመጹ፡ ልዕሊ 160 ዝኾኑ መንእሰያትን ወለድን፡ ብካህናት ተመሪሖም ዘካየድዎ ካብ ሓምለ 4 ክሳብ ሓምለ 7, 2019 ዝተጋብአ፡ ኣዝዩ ኣገደስቲ ትሕዝቶ ዘሎዎ ትምህርትታት፥ ሰሚናራት፥ ዘተን ዎርክሾፕን ዝሓቖፈ ኣብ ነፍሲ ወከፍ መዓልቲ ብጸሎት ነግህ ተጀሚሩ ብገምጋም ዝተዛዘመን ነይሩ።

ንግሆ ሓሙስ 13 ሰነ 2019 ንሓሙሽተ መነኰሳት ገዳም ደብረ-ቢዘን መንግስቲ ከምዝኣሰሮምን ከም ካልኦት እሱራት ብዛዕባ ሃለዋቶም ዝፍለጥ ከምዘየለን ተሓቢሩ። እቶም ዝተኣስሩ መነኰሳት፣

  1. ኣባ ማርቆስ ገብረኪዳን
  2. ኣባ ክብረኣብ ተኪኤ
  3. ኣባ ኪዳነ-ማርያም ተኸስተ
  4. ኣባ ገብረትንሳኤ ዘሚካኤል
  5. ኣባ ገብረትንሳኤ ተወልደመድህን እዮም።

ኣቶ ተስፋ-ጊዮርጊስ በዓታይ፣ ታሪኽ ቤተ-ክርስቲያን ካብ ዝዝክሮም ኣቦታት ብሞት ዘይሓልፍ ሰብ የልቦን። ታሪኽ ግና ነባሪዩ። እቶም ቅድሜና ዝነበሩ ወሎዶታት ኩሎም ድማ፥ ብታሪኽ እምበር ብኣካል ኣይረኣናዮምን። ብታሪኽ ግና ንፈልጦም ኢና። እቲ 1983 / (1991) ዝጅምር ታሪኽ ቤተ-ክርስቲያን ተዋሕዶውን፥ ርእሱ ዝኸኣለ ናቱ ታሪኽ ኣለዎ። እቶም ታሪኽ ዝሠርሑ ግና ሰባትዮም።

ንግሆ ሓሙስ 13 ሰነ 2019 ንሓሙሽተ መነሳት ገዳም ደብረ-ቢዘን መንግስቲ ከምዝኣሰሮምን ከም ካልኦት እሱራት ብዛዕባ ሃለዋቶም ዝፍለጥ ከምዘየለን ተሓቢሩ። እቶም ዝተኣስሩ መነኰሳት፣

  1. ኣባ ማርቆስ ገብረኪዳን
  2. ኣባ ክብረኣብ ተኪኤ
  3. ኣባ ኪዳነ-ማርያም ተኸስተ
  4. ኣባ ገብረትንሳኤ ዘሚካኤል
  5. ኣባ ገብረትንሳኤ ተወልደመድህን እዮም።

ክቡራት ተኸታተልቲ ሬድዮን ቲቪን ተዋህዶ፥

መንበረ ጵጵስና ኣህጉረ ስብከታት ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኤርትራ ብሓድሽ ኣገባብ በዚ ዝስዕብ መገዲ ዳግም ካብ ባሕቲ ግንቦት 2019 ዝጅምር መደባት ሬድዮን ተለቭዥን ተዋህዶ ክዝርግሕ መደብ ኣውጺኡ ኣሎ።

መደብ ሬድዮ ተዋህዶ: መዓልታዊ ካብ ሰዓት 8: 30 ምሸት ክሳብ 9: 00 ምሸት ናብ ኤርትራ ከባቢኡን ይፍኖ።

መደብ ቲቪ ተዋህዶ: ዓርቢ፥ ቀዳምን ሰንበትን ካብ 9: 00 ምሸት ክሳብ 10: 00 ምሸት ናብ ኤርትራ ከባቢኡን ይፍኖ።

ዝመሓላለፈሉ ኣገባብ በዚ ዝስዕብ ይኸውን (Receiver Box Parameters)

Uplink to Eutelsat 7W degrees West, Space Segment of 1,5 Mb CBR (Constant bit rate). 

Freq: 12521 Pol: V SR: 27.500 FEC: 7/8 Modulation: DVB-S.

እቲ ኣብ ዓመት ክልተ ጊዜ (ብድሕሪ ሓድሽ ዓመትን ብድሕሪ ትንሣኤን) ዝጋባእ ርክበ ካህናት መንበረ ጵጵስና ሃገረ ስብከት ሰሜን ኣሜርካ፡ ሎሚ ዓመት'ውን ንመበል 7 ዓመት ኣብቲ ኩሉ ጊዜ ዝካየደሉ ቦታ ኣብ ክፍለ ግዝኣት ጆርጂያ ዝርከብ ገዳም ቅድስት ማርያምን ቅድስት ዲምያናን ናይ ግብጺ ኦርቶዶክስ ቤተ ክርስቲያን ንሠለስተ መዓልታት ክካየድ ዝቐንየ ብረድኤት እግዚኣብሔር ብሰላም ተዛዚሙ።

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div