S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ዓመታዊ ክብረ በዓል ቅድስቲ ድንግል ማርያም በይ ኤርያ

ናብ ኩሎም ምእመናን ህዝበ ክርስቲያን

ብመጀመርያ ሰላመ እግዚኣብሔር ምስ ኩላትኩም ይኹን እናበልና፤ እንቛዕ ናብ በዓል ልደት ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ብደሓንን ኣብጽሓና፤ ሓድሽ ዓመት፡ ዓመተ-ራህዋን፡ ሰላምን ጥዕናን ኪገብረልና ኸኣ ናብ ኣምላኽና ንልምን።

ብምቕጻል: ንዕለት 29 ጥሪ 2011 ብብፁእ ኣቡነ መቃርዮስ ዝምርሑ ሊቃውንትን ብዙሓት ዕዱማትን ኣብ ዝርከብሉ ሓድሽ ህንጻ ቤተክርስትያንና ንመጀመርያ ጊዜ ናይ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ዓመታዊ ክብረ በዓል እነብዕለሉን በረኸት እንቅበለሉን መዓልቲ ስለዝኾነ፥ ንኹሎም ምእመናን ብኽብሪ ንዕድም። ብተወሳኺ ኣብዚ ክቡር በዓል: እዚ ዝስዕብ መደባት ተሰሪዑልና ኣሎ።

ዓርቢ (ጥሪ 28,2011)

  • 600-800 ድሕሪ ቀትሪ ዋዜማ

ቀዳም  (ጥሪ 29, 2011)

  • 600-800 . . ስብሓታትንማሕሌትን።                       
  • 800 -1030  . . ቅዳሴ
  • 1030-1130 . . ትምህርቲብብፁእኣቡነመቃርዮስ።      
  • 1130-1230 .. ምሳሕ
  • 1230-200 .. ሕቶንመልስንምስብፁእኣቡነመቃርዮስ።

ስንበት ጥሪ 30,2011

  • 700-1000 . . ስብሓታትንማሕሌትን።                            
  • 1000-11 ቅድሚቀትሪስብከትንምእመናን
  • 1100-100 .ምሳሕ
  • 100-2.30 .ሕማምሽኮርንደምብዝሕን  ዝምልከት. ቀሺኣስመሮምን. ድያቆንብርሃነ።

 

ንቅዱስ ሣልሳይ ፓትርያርክ ኣቡነ እንጦንዮስ ብጥዕናን ሰላምን ይሓልወልና!
ንብፁእ ኣቡነ መቃርዮስ ኣብ ዕዮኦም ዓወትን ኣሳልጦን፡
ንሃገርናን ቤተ ክርስትያንናን  ድማ ሰላሙ ይሃብ።

 

ኣገልገልትን ምምሕዳር ሰባኻ ጉባኤን . ማርያም ቤተክርስትያን በይ ኤርያ።
301 Dowling blvd San Leandro, CA 94577.
Phone:(510) 593-3819

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div