S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ህዝቢ ነቲ ሓቂ ምእንቲ ክፈልጦ

ቅድሚ ዓሰርተ ሓደ ዓመት ፓትርያርክ ቅዱስ እንጦንዮስ በዘን ዝስዕባ 6 ነጥብታት ተኸሲሶም። ህዝቢ ነቲ ሓቂ ምእንቲ ክፈልጦ ድማ እቲ ክሲ እንሆ:

1 ክሲ:- "ንመንእሰያት መካነ ሕይወት መድሃኔ ዓለም መናፍቓን ምዃኖም 2001 . ብጉባኤ ሊቃውንቲ ተረጋጊጹስ ቅዱስ ሲኖዶስ ፋሕ ክብሉ ዝሃቦ ውሳኔ ተቓዊምኩም"

2 ክሲ:- "ናይ ነገረ መለኮትን ጉዳይ ሃይማኖትን ዘማኽሩ ሰባት መዚዝኩም ውጉዝ ስራሕ ፈጺምኩም"

3 ክሲ:- "ንምምሕያሽ ሕጊ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ተቓዊምኩም። ተራእዩ ዘይፈልጥ ውሳኔ 03-02-2005 . የሕሊፍኩም"

4 ክሲ:- "ብዛዕባ ኣባይቲ ደብረ ቤትኤል ዝምልከት ደብዳቤ ናብ ሚኒስትሪ ፍትሒ ብማሕተም ሲኖዶስ ሰዲድኩም"

5 ክሲ:- "መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ዘዘራረበኩም ግዜ ነቶም ብሲኖዶስ መናፍቓን ምዃኖም ዝተኣምነሎም ብኻልእ ገበናትንውን ዝተኸሰሱ ሰባት ክፍትሕልኩም ብስም ቤተ ክርስቲያን ምሕታትኩም ኣንጻር ሲኖዶስ ደው ምባልኩም ዘነጽር እዩ።"

6 ክሲ:- "ምዝውዋር ኣቡነ ሽኖዳ ናብ ሰሜን ኣሜሪካ ተቓዊምኩም"

ቦኽሪ ናይ ክሲ ደብዳቤ ንምንባብ ኣብዚ ጠውቕ።

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div