S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

“መንፈሳዊ ናይ ክብሪ ዕድመ!” ናብ ምእመናን ህዝበ ክርስቲያን

ብመጀመርታ ዕዙዝ መንፈሳዊ ሰላምታና ነቐድም። ቀጺልና ኣብ ኩሉ ዕለታዊ ሥራሕኩም ዓወትን በረኸትን ብዝያዳ ኣብ መንፈሳዊ ሕይወትኩም ድማ ጸጋን ምሉእ ጥዕናን ክትረኽቡ ናይ ወትሩ ጸሎትና እዩ።

ናይ ታቦትና ቅዱስ ሚካኤል ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ኣብ ሻርሎት ዓመታዊ ክብረ-በዓል ንግደት ንቀዳም ዕለት ሕዳር ፳፻፭ ግእዝ (November 17, 2012) ክንገብር መዲብና ስለ ዘሎና፡ ከምቲ ኣቦና ዳዊትናብ ቤት እግዚኣብሔር ንኺድ ምስ በሉኒ ተሓጎስኩመዝ 1221 ዝበሎ ብጸሎተ-ቅዳሴ ንልዑል ኣምላኽ ሓቢርና ከነመስግንን ክንምህለልን ምስ ሙሉኣት ስድራ ቤትኩም ተሳተፍቲ ክብረ በዓልና ክትኮኑ ብኽብሪ ንዕድም። 

ሰዓታት መደብ ክብረ በዓልና:-

  1. ጸሎተ ነግህን ማሕሌትን    800 --- 900  ቅድሚ ቀትሪ
  2. ጸሎተ ቅዳሴ                900 ---1100 ቅድሚ ቀትሪ
  3. ስብከትን ዑደትን           1100 ---1200 ቀትሪ
  4. ምሳሕ ንግደት              1200 ---200  ድሕሪ ቀትሪ

ኣድራሻና:-

ST.MICHAEL ERITREAN ORTHODOX CHURCH CHARLOTTE NC
C/O 5108 KUYKENDALL ROAD CHARLOTTE NC 28270Map

ብደሓን ምጹ!!!

በረኸትን ረድኤትን ቅዱስ ሚካኤል ምስ ኩልና ይኹን።

ምምሕዳር ሰበኻ ጉባኤ
ቅዱስ ሚካኤል ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኣብ ሻርሎት

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div