S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

Patriarchs of the Eritrean Orthodox Church

 His Holiness Patriarch Antonios, 3rd Patriarch of the Eritrean Orthodox Church

ቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮስ 1ይ፥ 3 ፓትርያርክ ኦርቶዶክሳዊት ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ

ዕለተ ልደት፥ 13 ሓምለ 1927 (5 ሓምለ 1919 .. ግእዝኣብ ሕምብርቲዞባ ማእከል ተወሊዶም።

መዓርገ ዲቁና፥ 27 መጋቢት 1938 (18 መጋቢት 1930 ..ግእዝ)

መዓርገ ምንኩስና፥ 1950 (1942 .. ግእዝ) ኣባ የማነ ብርሃን ብዝብል መጸውዒ ስም ኣብ ገዳም ደብረ ጽጌ ኣቡነ እንድርያስ ምንኩስና ለቢሶም።

መዓርገ ክህነት፥ 1950 (1942 ..ግእዝ..  መዓርገ ክህነት ተቐቢኦም።

ኣበምኔት (ኣመሓዳሪ) 1955 ዓ.ም.ፈ ብሕግን ሥርዓትን ኣበው መነኮሳት፡ ኣበምኔት (ኣመሓዳሪ) ገዳም ደብረ ጽጌ ኣቡነ እንድርያስ ኮይኖም ተመሪጾም።

መዓርገ ጵጵስና፥ 19 ሰነ 1994 (12 ሰነ 1986 .ግእዝብብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ሽኖዳ፥ ፓትርያርክ ዘእስክንድርያ ተቐቢኦም።

ፓትርያርክ፥ 25 ሚያዝያ 2004 (17 ሚያዝያ 1996 .ግእዝብኢድ ፖፕ ሺኖዳ 3 ፓትርያርክ ቤተ ክርስቲያን እስክንድርያ፥ ፓትርያርክ ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ዘኤርትራ ኮይኖም ተቐቢኦም።

ማሕዩር  13 ጥሪ 2006 (16 ዓመታትን 1 ወርሕን ኣብ ማሕዩር)

ዕረፍተ-ስጋ  የካቲት 2022 (2 የካቲት 2014 ...) ኣብ ማሕዩር ዓሪፎም። ሓሙስ 10 የካቲት 2022 ኣብቲ ዓመታዊ ክብረበዓል ዕለት ኣብ ገዳም ደብረ ጽጌ ኣቡነ እንድርያስ ሓመድ ኣዳም ለቢሶም።

More about H.H.Patriarch Antonios


His Holiness Patriarch Yacob, 2nd Patriarch of the Eritrean Orthodox Church

 December 4, 2002 - December 1, 2003.

 

His Holiness Abune Yacob passed away of natural death in Asmara, Eritrea.

ዕለተ ልደት፥ ብዕለት 5 ምለ 1917 ... (1925 ...) ኣብ ዞባ ዓንሰባ ንኡስ ዞባ ዒላበርዕድ ምምሕዳር ከባቢ እድርባ ብፍላይ ኣብ ወሰን ሰሩቅ ተወልዱ።

መዓርገ ዲቁና፥ 

መዓርገ ምንኩስና፥ 1938 ... ምንኵስና .. (1942 ..ግእዝአባ ተክለማርያም” ብዝብል መጸውዒ ስም ኣብ ገዳም ገዳም ፃዕዳ እምባ ቅድስት ሥላሴ ምንኩስና ለቢሶም።

መዓርገ ክህነት፥ 1950 (1942 ..ግእዝ..  መዓርገ ክህነት ተቐቢኦም።

ኣበምኔት (ኣመሓዳሪ) 1955 .. ብመሠረት ሕግን ስርዓትን ኣበው መነኮሳት፡ ኣበምኔት (ኣመሓዳሪገዳም ደብረ ጽጌ ኣቡነ እንድርያስ ኮይኖም ተመሪጾም።

መዓርገ ጵጵስና፥  ብዕለት 07 ግንቦት 1980 .. ብብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ተክለሃይማኖት ሳልሳይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ፡ አባ ያዕቆብ ዘአዲስ አበባ ተባሂሎም መዓርገ ኤጲስ ቆጶስነት ተቐቢኦም።

1986 ... ጀሚሮም ላዕለዋይ ላፊ ምምሕዳር መንበረ ጵጵስና፡ ተሓጋጋዚ ፓትርያርክ፡ ምክትል ኣቦ መንበር ቅዱስ ሲኖዶስ ኮይኖም ኣገልገሉ።

ፓትርያርክ፥ 25 ሕዳር 1995 ... (4 ታሕሳስ 2002 ...) ኣብ ርእሰ ኣድባራት ደብረጽዮን ቅድስት ማርያም ካልኣይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ዘኤርትራ ኮይኖም ተቐቢኦም።

ዕረፍተ-ስጋ 21 ሕዳር 1996 ... (1 ታሕሳስ 2003 .. .) ብሕማም ዓረፉ።


His Holiness Patriarch Philipos, 1st Patriarch of the Eritrean Orthodox Church

 

May 8, 1998 - September 18, 2002.

His Holiness passed away of natural death in Asmara, Eritrea, at the age of 101.

ቅዱስ ኣቡነ ፊልጶስ 1 ፓትርያርክ ኦርቶዶክሳዊት ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ

ዕለተ ልደት፥ 27 መስከረም 1901 .. ኣብ ዞባ ደቡብ ንኡስ ዞባ ደቀምሓረ እንዳደቆ ዝበሃል ዓዲ ተወሊዶም።

መዓርገ ዲቁና፥ ሓምለ 1916 .. ካብ ሊቀ ጳጳሳት ግብጻዊ ኣቡነ ጴጥሮስ (ጳጳስ ቤተ ክርስቲያን ሓበሻመዓርገ ዲቁና ተቐቢሎም።

መዓርገ ምንኩስና፥ 1930 .. “ኣባ ተወልደብርሃን” ብዝብል መጸውዒ ስም ኣብ ገዳም ደብረ ቢዘን ምንኩስና ለቢሶም።

መዓርገ ክህነት፥ 28 ሓምለ 1935 .. ካብ ፖፕ ዮሓንስ መበል 19 ዘእስክንድርያ (መበል 113 ፓትርያርክ ዘመንበረ ማርቆስመዓርገ ክህነት ተቐቢኦም።

ኣበምኔት (ኣመሓዳሪ) 1948 .. ብመሠረት ሕግን ሥርዓትን ኣበው መነኮሳት፡ ኣበምኔት (ኣመሓዳሪገዳም ደብረ ቢዘን ኮይኖም ተመሪጾም።

መዓርገ ጵጵስና፥ 28 ጥቅምቲ 1990 .. ሊቀ ጳጳሳት ገዳማት ኢትዮጵያ ኮይኖም ንኽሰርሑ ተቐቢኦም።

ፓትርያርክ፥ ግንቦት 1998 .. ኣብ ዕለተ በዓለ መንፈስ ቅዱስ (ጰንጠቆስጤኣብ ዕለተ በዓለ መንፈስ ቅዱስ (ጰንጠቆስጤኣብ ካይሮ ሃገረ ምስሪ፥ ብኢድ ፖፕ ሺኖዳ 3 ፓትርያርክ ቤተ ክርስቲያን እስክንድርያ፥ ፓትርያርክ ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኤርትራ ኮይኖምተቐቢኦም።

ዕረፍተ-ስጋ 18 መስከረም 2002 ..ብሰላም ዓሪፎም፥ ኣብ ገዳም ደብረ ቢዘን ሓመድ ኣዳም ለቢሶም።


 

 His Grace Bishop Markos, the 1st Eritrean Bishop

ብጹእ ኣቡነ ማርቆስ በዅሪ (1ጳጳስ ኦርቶዶክሳዊት ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ 

ዕለተ ልደት፥ 3 ጥሪ 1885 .. (1877 ..ግእዝኣብ ንኡስ ዞባ ደቀምሓረ - ሰሳሕ ዝበሃል ዓዲ ተወሊዶም።

መዓርገ ዲቁና ገዳም ደብረ ቢዘን

መዓርገ ምንኩስና፥ ገዳም ደብረ ቢዘን

መዓርገ ክህነት፥ ገዳም ደብረ ቢዘን

ኣበምኔት (ኣመሓዳሪ) 1923 .. ብመሠረት ሕግን ሥርዓትን ኣበው መነኮሳት፡ ኣበምኔት (ኣመሓዳሪገዳም ደብረ ቢዘን ኮይኖም ተመሪጾም።

መዓርገ ጵጵስና፥ 21 ሕዳር 1930  .. ሊቀ ጳጳሳት ገዳማት ኢትዮጵያ ኮይኖም ንኽሰርሑ ተቐቢኦም።

ዕረፍተ-ስጋ ረቡዕ 16 ሕዳር 1960 ዓ.ም.ፈ(7 ሕዳር 1953 ዓ.ም.ግ) ካብ ኣሥመራ ናብ ባጽዕ እናተጓዕዙ ኣብ ደንጎሎ ታሕታይ ብሓደጋ መኪና ዓሪፎም፥ ኣብ ገዳም ደብረ ቢዘን ድማ ሓመድ ኣዳም ለቢሶም።

Read more about the Eritrean Orthodox Church

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div