S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ዓመታዊ ጉባኤ 2013 Conference

ካብ ትሕዝቶታት ጉባኤ ቤተ ክርስትያን ተዋህዶ 2013


መበል 15 ዓመታዊ ጉባኤ ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ኣብ ሰሜን ኣመሪካ፣ "ኣባይ ጽንዑ ኣነውን ኣባኻትኩም። ጨንፈር ኣብቲ ጉንዲ ወይኒ እንተዘይጸንዔ ካብ ርእሱ ክፈሪ ከምዘይክእል ንስኻትኩምውን ኣባይ እንተ ዘይጸናዕኩም ከምኡ ኢኹም" (ዮሃ 15:4ዝብል ቴማ፣ ካብ ሓሙስ 11 ሓምለ (July) ክሳብ ሰንበት 14 ሓምለ 2013 ኣብ ቤተክርስትያን ደብረ ብርሃን ቅድስቲ ሥላሴ ሲያትል ዋሽንግቶን ኪካየድ እዩ።

እዚ ንመበል 15 ዓመት ምድላዋት ዝግበረሉ ዘሎ ጉባኤ፡ ብብፁእ ኣቡነ መቃርዮስ ዝምራሕ ኮይኑ፣ ብጸሎተ-ነግህ ጀሚሩ፣ ብሊቃውንቲ ቤተክርስትያንን ምሁራት ደቂ ቤተክርስትያንን ዝውሃብ፣ ሰሚናር፣ ኣስተምህሮ፣ ስብከት፣ መዝሙርን ወርክ-ሾፕን ዝሓቁፍ እዩ።

ምእመናን ምስ ስድራ ቤትኩም ተሳተፍቲ ናይዚ መንፈሳዊ መኣዲ ኪትኮኑ ብስም ቤተ ክርስቲያን ንዕድም።


ጉባኤ  ዝካየደሉ ቦታ - Conference Venue

Holy Trinity Eritrean Orthodox Church
12327 15th Ave NE
Seattle, Washington
Map


ሆቴልHotel information
Please make your reservation as soon as possible before the special rate expiration date.
The code for this special rate is “Eritrean Church” and the rate is valid until 6/19/13
 
Days Inn - Seattle
19527 Aurora Ave N, Shoreline, WA 98133
Special Rate per night is $68 + Tax
Phone: 206-542-6300
 
Comfort Inn & Suites- Seattle
13700 Aurora Ave N, Seattle, WA 98133
Special Rate per night is $100 + Tax 
Phone: 206-361-3700 
Reserve online - they may add additional $10 charge for extra adults after two nights.

Hotel Nexus Seattle
2140 NNorthgate Way SeattleWA 98133.
Special Rate per night is $98 + Tax. 
Phone: 206-365-0700


 
ሕቶታት ምስ ዝህልወኩም - For Question
Please contact:-
Michael Goitom - Phone: 206-498-0900
Tsegay Berhe - Phone: 425-503-5208

ትሕዝቶ (ዝርዝር) መደብ - Program Detail

ሓሙስ 11 ሓምለ 2013
6፡00 – 8፡00 ጸሎተ ነግህ
8፡00 – 9፡00
9፡30 – 10፡30  ቃል ሰላምታ
10፡30 –10፡45 መዝሙር ብካህናት
10፡45 –11፡30 ትምህርቲ  (1ይ ክፍሊ)
12፡00 – 2፡00  ምሳሕ/ዕረፍቲ
2፡30 – 3፡45  ትምህርቲ  (2ይ ክፍሊ)
3፡45 – 4፡45 ሕቶን መልስን
5፡00 – 7፡00  ድራር/ዕረፍቲ
7፡00 – 7፡30 መዝሙር ብወለድን መንእሰያትን
7፡30 – 8፡15 ስብከት (1ይ ክፍሊ  መሪሕ ጥቅሲ)
8፡15 – 8፡30 ጸሎት/ምህልላ ስለ ሃገርናን ቤተክርስትያንናን

ዓርቢ 12 ሓምለ 2013
6፡00 –  8፡00  ጸሎተ ነግህ
8፡00 –  9፡00
9፡30 –  10፡30 ትምህርቲ  (3ይ ክፍሊ)
10፡30 – 10፡45 መዝሙር ብካህናት
10፡45 – 11፡30 ሰሚናር  (1ይ ክፍሊ )
12፡00 – 2፡00 ምሳሕ/ዕረፍቲ
2፡30 –  3፡45  ትምህርቲ  (4ይ ክፍሊ)
3፡45 –  4፡45  ሰሚናር  (2ይ ክፍሊ )
5፡00 – 6፡00  ዕረፍቲ
6፡00 – 6፡30 መዝሙር ብወለድን መንእሰያትን
6፡30 –  7፡15 ስብከት  (2ይ ክፍሊ  መሪሕ ጥቅሲ)
7፡15 –  7፡30 ጸሎት/ምህልላ ስለ ሃገርናን ቤተክርስትያንናን
7፡30 – 8፡00  ድራር

ቀዳም 13 ሓምለ 2013
6፡00 –  8፡00  ጸሎተ ነግህ
8፡00 –  9፡00  ቁርሲ
9፡30 –  10፡30 ትምህርቲ  (5ይ ክፍሊ)
10፡30 – 10፡45 መዝሙር ብካህናት
10፡45 – 11፡30  ትምህርቲ  (...)
12፡00 – 2፡00  ምሳሕ/ዕረፍቲ
2፡30 –  3፡45  ትምህርቲ  (6ይ ክፍሊ)
3፡45 –  4፡45  ዓመታዊ ጸብጻብ ምምሕዳር ቦርድ
5፡00 – 6፡00 ድራር/ዕረፍቲ
6፡00 – 6፡30 መዝሙር ብወለድን መንእሰያትን
6፡30 –  7፡15 ስብከት  (3ይ ክፍሊ  መሪሕ ጥቅሲ)
7፡15 –  7፡30 ጸሎት/ምህልላ ስለ ሃገርናን ቤተክርስትያንናን
7፡30 – 8፡00 ድራር

 
ሰንበት 14 ሓምለ 2013
ቅዳሴ

ንቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮስ 3 ፓትርያርክ ብጥዕናን ሰላምን ይሓልወልና!
ንብፁእ ኣቡነ መቃርዮስ ኣብ ዕዮኦም ኣሳልጦ፣ ንቤተክርስትያንናን ሃገርናን ድማ ሰላሙ ይሃብ።

Diocese



 



 


ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ 



Support Tewahdo TV

Gofundme


Support Diocese

PayPal


ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store


ጋዜጣ ፍኖተ ብርሃን፡ ልሣን

 ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ


ስብከተ ወንጌል


ራድዮ ቃለ ኣዋዲ


መጻሕፍቲ - Books 


ጾምን በዓላትን


Diocese Churches

 

Radio Tewahdo

 Video - Youtube

TV Tewahdo

A Message from H.G. bishop Mekarios

መጸናንዒ ቃል ብብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ

ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብኸመይ

</div