ክብረ በዓል ቅዱስ መስቀል ኣብ ቤተ ክርስቲያን ቅዱስ ሚካኤል ከተማ ሻርሎት ሕ.መ ኣሜርካ
ዓቃቢ ዝብል ቃል ካብ ዐቀበ ዝብል ናይ ግእዝ ግሢ ዝወጸ እዩ። ዓቀበ ማለት ሓለወ ክኸውን ከሎ ዓቃቢ ድማ ሓላዊ፥ ብሕድሪ ንዝተዋህቦ መጽንሒ እዩ ዘስምዕ። ኣብዚ ሎሚ-ቅነ ብዛዕባ ተኣፋፊ ጉዳይ 3ይ ፓትርያርክ ሃገረ ኤርትራ ቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮስ ዝምልከት ብሰብ እዋን ሰብ ኣሥመራ ብዝተዘርግሐ ዘጸይፍ መግለጺ፡ ንዕኦም ኣውጊዝና፥ ኣብታ ዘለዉዋ ቤት ዓጺናዮም ኣሎና። ነታ ሓዋርያዊት መንበር ከኣ ዓቃቢ ጌርናላ፡ ስለ ዝበሉ ብዙሓት ኦርቶዶክሳውያን ውሉደ-ክህነትን ምእመናንን መሪር ጓሂ ስለ ዝተሰምዖም በብዝመስሎም ኣብ መራኸቢ ብዙኃን ዓገብ ዝመልእኽቱ ይጽሕፉን ይዛረቡን ኣለዉ። ኣነ ድማ በታ ንእሽቶይ ዓቕመይ ከም መግለጺ ሓዘነይ ነዚኣ ክጽሕፍ ብሕሊናይ ተገዲደ ኣሎኹ።
“For a righteous man may fall seven times and rise again, but the wicked shall fall by calamity.” (Prov 24:16)
Day 10 (2nd Wednesday of the Great Fast)
“And just as you want men to do to you, you also do to them likewise.” (Luke 6:31)
ኦርቶዶክሳዊ ሕይወት ብቀሺ ፕሮፈሶር ኣትናቴዎስ ገብረኣብ
ኣሓቲ ቅድስት ቤተ ክርስቲያን ብቀሺ ፕሮፈሶር ኣትናቴዎስ ገብረኣብ
ንስኻትኩም ግና እቲ ቤት ኣምላኽ እትስርሓሉ ግዜ ገና'ዩ ትብሉ ብቀሺ ብርሃነ ጠዓመ
ኣጠቓቕማ መጽሓፍ ቅዱስ ብቀሺ ዶ/ር ቴድሮስ ተስፋይ
ክርስትያን ስድራቤት ብወ/ሮ ሳባ ብርሃነ
ድሕነት ብዲያቆን ጸሃየ መንግስተኣብ
ሕማም ሽኮር ሽኮርያ ብዲያቆን ብርሃነ ስዩም
ትውፊት ብዲያቆን ዑቕበ ዘመደ
On 13 January 2006 a secret session of the Holy Synod of the Eritrean Orthodox Tewehdo Church was held in Asmara which formally removed Patriarch Antonios from office.
In the name of the Father, the Son and the Holy Spirit One God, Amen.
To the faithful Orthodox Christians:
It is no secret that calamities of biblical proportions have befallen on Eritreans in the Sinai Desert, the Sudan and other countries. The atrocities include murder, extortion, organ harvesting, slavery/human trafficking, rape, et cetera. Although we supplicate God unceasingly, especially during this Great Fast, we have decided to designate a specific day to cry out to our God that He may grant peace to our country and restore His justice to his people. [ብትግርኛ ንምንባብ ኣብዚ ጠውቕ].
|
ቦኽሪ ደብዳቤ ንምንባብ ኣብዚ ጠውቕ። እዚ ዝስዕብ ንምንባቡ ክቐልል ተባሂሉ እንደገና ዝተጻሕፈ እዩ።
ዕለት: 13 ጥሪ 2006
ናብ ብፁዓን ሊቃነ ጳጳሳትን፡ ጳጳሳትን፡ ኤጲስ ቆጶሳትን ኣባላት ሲኖዶስ።
ኣቐዲመ መንፈሳዊ ሰላምታይ ይብጻሕኩም እብል።
“ህይወት ኢየሱስ (ኣብ’ዚ መዋቲ) ስጋና ምእንቲ ኽትገሃድ፡ ኵሉ ሳዕ ሞት ኢየሱስ ኣብ ስጋና ንጸውር ኣለና። ማለት ህይወት ኢየሱስ ኣብ’ቲ መዋቲ ስጋና ምእንቲ ኽትገሃድሲ፡ ንሕና ብህይወት ዘለና ምእንቲ ኢየሱስ ኵሉ ሳዕ ናብ ሞት ኣሕሊፎም ይህቡና ኣለዉ።” 2ቈረ 4፡10,11
ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ
ድኳን መጻሕፍቲ/Book Store
ራድዮ ቃለ ኣዋዲ