S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ባህርይ ክርስቶስ ብመንጽር ኦርቶዶክሳዊ እምነት (1ይ ክፋል)

‘ባህርይ ክርስቶስ’ ፖፕ ሽኖዳ 3ይ፣ ሊቀ ጳጳሳት ቤተ ክርስትያን ምስሪ ዝተጻሕፈ፣ ትርጉም ዶር ሽሞንዲ ሃይለ
ብሓቂ እቲ ምስጢር ኣምልኾ ዓብዪ እዩ፥ ንሱ እቲ ብስጋ እተገልጸ፡ ብመንፈስ ጸደቐ፡ ንመላእኽቲ ተራእየ፡ ኣብ ኣህዛብ ተሰብከ፡ ኣብ ዓለም ተኣምነ፡ ናብ ክብሪ ዓረገ (1 ጢሞ 3:16) Read More...

Hits: 3500