በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ ኣምላክ ኣሜን።
ክቡራት ኣገልገልቲ ካህናትን ድያቆናትን ኩላትኩም ምእመናን ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ፡ ሰላም ኣምላኽ ምስ ኩላትኩም ይኹን።
ኣምላኽ ረዲእና፡ መመዝገቢ መሕተት (ፎርም) ናይ 2ይ ክፍለ ዓመት ዓመተ ትምህርቲ 2024 ንሰደልኩም ኣሎና። ምዝገባ ካብ 15 ክሳብ 27 ሚያዝያ 2024 ዓም ክካየድ እንኮሎ፡ ትምህርቲ ድማ ኣብ 05 ግንቦት 2024 ዓም ክጅምር እዩ።
ክፍሊ ጉዳያት ተምሃሮ
ኮለጅ ስነመለኮት ተዋሕዶ