S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ብንብዓት ዝተሰነየ መልእኽቲ ብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ ስለ እቶም ኣብ ጻዕዳ ቀላይ ዝሃለቑ ግዳያት ኤርትራውያን

ኣብ 2013 ዓ.ም (ኣብዚ እዋን’ዚ ) ስለ እቶም ኣብ ጻዕዳ ቀላይ ዝሃለቑ ግዳያት ኣብ ዝተገብረ ጸሎተ ፍትሓት ብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ ንህዝቢ ዝመሓላለፍዎ ብንብዓት ዝተሰነየ መጸናንዒ መልእኽቲ - ካብ ቤተ ክርስትያን መድሃኔ ዓለም ኣትላንታ ብቀጥታ ዝተመሓላለፈ መንፈሳዊ ኣገልግሎት

Hits: 863