S5 MP3 Player - плагин joomla Mp3

ሓበሬታ ንተመሃሮ ሥነ መለኮት ተዋሕዶ -2022

ሰላመ እግዚኣብሔር ምሳኻትኩም ክኸውን ንምነ።

ቀጻሊ ትምህርቲ ድማ ካብ 3 መስከረም 2022 ክጅመር እዩ። በዚ መሠረት፥ ኩልኹም ተመሃሮ ኣብ ክትምዝገቡ ኣቲኹም ክትምዝገቡ ብመንፈሳዊ ኣኽብሮት ንሕብር።

ምምሕዳር ክፍሊ ተመሃሮ ሥነ መለኮት ተዋሕዶ።

Hits: 337